ኣብ ወረዳ ምዕራብ ኣርማጨሆ ንኣገልግሎት መገዲ ዝተቐመጠ ድማሚት ተፈንጂሩ ህይወት 7 ህጻናት ኣሕሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ወረዳ ምዕራብ ኣርማጨሆ ቀበሌ ግራር ውሃ ንኣገልግሎት መገዲ ዝተቐመጠ ድማሚት ብምፍንጃሩ ህይወት 7 ህጻናት ከምዝሓለፈ ቤት ፀሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ሓጋዚ ኢንስፔክተር ሃይሌ ብርሃኑ…