ኢትዮጵያ ንልምዓት ሃፍቲ ሰብን ንምርግጋፅ ማዕርነት ደቂ ኣንስትዮን ትኹረት ሂባ ትሰርሕ ኣላ – ኣፈ ጉባኤ ኣሕመድ ሽዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ነዊሕ እዋን ትልሚ ልምዓታ ንልምዓት ሃፍቲ ሰብን ምርግጋፅ ማዕርነት ደቂ ኣንስትዮን ትኹረት ሂባ ትሰርሕ ኣላ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ።
ኣብ ቁፅሪ ህዝቢን ልምዓትን፣ ጥዕናን መሰላትን ስነ-ተዋልዶ፣…