ስፓርት ቀዳማይ ሃገር ለኸ ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሃገር ለኸ ውድድር ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ተጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት እቲ ፀወታ፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሊዳሞ፣ ተወከልቲ ኮሚቴ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጦር ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ዘካይዶ ወታደራዊ ወፍሪ ዓለም ለኸ ሰብኣዊ ሕጊታት ኣጥቢወቑ የኽብር – ፕሬዚዳንት ፑቲን Gebremariam Weldegerima May 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ዘካይዶ ወታደራዊ ወፍሪ ዓለም ለኸ ሰብኣዊ ሕጊታት ኣጥቢወቑ ከምዘኽብር ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮንን መራሄ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሹልዝን ኣብ…
ስፓርት ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ምብራቕ ኣፍሪካ ንዝተሳተፈ ትሕቲ 20ን 18 ዓመት ልኡኽ ኣቀባብላ ተገይሩሉ Gebremariam Weldegerima May 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ን4ይ ግዘ ኣብ ዳሬሰላም ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ምብራቕ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ወኪሉ ዝተሳተፈ ትሕቲ 20ን 18 ዓመት ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጣብያ መፅረዪ ፈሳሲ ቃሊቲ ኣብ መዓልቲ 100 ሽሕ ሜትር ኪዩቢክ ማይ እናፃረየ ምዃኑ በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣብያ መፅረዪ ፈሳሲ ቃሊቲ ኣብ መዓልቲ 100 ሽሕ ሜትር ኪዩቢክ ማይ እናፃረየ ምዃኑ በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ማናጀር ጣብያ መፅረዪ ፈሳሲ ቃሊቲ ሚስባህ ኤልያስ÷ እቲ መፃረዪ ቅድሚ ሕዚ ኣብ መዓልቲ 7 ሺሕን 500…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ክልተ ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima May 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ወረዳ ሓደ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ክልተ ሰባት ዝሓለፈ እንትኾን፤ ኣብ ልዕሊ 11 ሰባት ድማ ከቢድን ቀሊልን ጉድኣት ኣካል በፂሑ፡፡ እቲ ሓደጋ ትራፊክ ካብ እንጦጦ ናብ ቁስቋም 13 ሰባት ፂዒና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንምጉታት ፕሮጀክትታት ከምፀገም ዝልዓል ግዝያዊ እገዳ ቤት ፍርዲ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምጉታት ፕሮጀክትታት ከምፀገም ዝልዓል መድረኽ ምኽክር ግዝያዊ እገዳ ቤት ፍርዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻደ ይርከብ። ኣብቲ መድረኽ ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ፍትሒ፣ ዳኛታት ቤት ፍርዲ፣ ኣባላት ቐዋሚ ኮሚቴ ባይቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ርክክብ መሳርሕታት ሜካናይዜሽን ሕርሻ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima May 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣዳላውነት ቢሮ ሕርሻ ክልል ኣምሓራ " ካብ ኣርዑትን ነዊትን ናብ ትራክተር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንሓረሰቶት እቲ ክልል ርክክብ መሳርሕታት ሜካናይዜሽን ሕርሻ ተኻይዱ። እቲ ሓገዝ መሳርሕታት ሜካናይዜሽን ሕርሻ÷ ኣብቲ ክልል ዘሎ ፀገም ቀረብ…
Uncategorized “ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ንመናእሰይ ኣዲስ ኣበባ መርኣያ ሓድነት እዩ” ክብላ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን Gebremariam Weldegerima May 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ንመናእሰይ ኣዲስ ኣበባ መርኣያ ሰላም፣ ሓድነትን ምትሕብባርን እዩ” ክብላ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን። “ኣዲስ ኣበባ ናይ ሰላምን ሓድነትን ከተማ” ብዝብል መሪሕ ቃል ከተማ ሓቆፍ ምንቅስቓስ…
ቢዝነስ ኣገልግሎት ባንኪ ኣብ ከይዲ ንውድድር ዓለም ለኸ ክፍቲ ብምግባር ባንክታት ዓቕመን እንዳዕበያ ንክኸዳ ምስራሕ ይግባእ-ኣይተ ኣቤ ሳኖ Gebremariam Weldegerima May 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣገልግሎት ባንኪ ውሽጢ ዓዲ ቀስ ብቐስ ንውድድር ዓለም ለኸ ክፍቲ ብምግባር ባንክታት ዓቕመን እናማዕበላ ንከኸዳ ምስራሕ ከምዝግባእ ፕሬዝዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖ ተዛሪቦም። ባንክታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ ዓቕሚ ብዝኾነ ውድድር ካብ ዕዳጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዝሕደስ ሓይሊ ንምውፋር ከምዝተሰናድኡ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima May 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዝሕደስ ሓይሊ ንምውፋር ከምዝተሰናድኡ ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ኣለሙ፥ ምስ ኣመራርሓ ኣባላት ኣብታ ሃገር ብሰብሃፍቲ ዝተመስረተን ኣብ ዘፈር ዝሕደስ ሓይሊን ካብ ዝተዋፈረ “10…