ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ንምሕላውን ዓቕሚ ሰብ ሞያ ሓድጊ ንምህናፅን ዝሕግዝ ልዝብ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳሳይ፣ ስፔን፣ ፖርቹጋልን ሞናኮን ዝኾኑ ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ቤት ምኽሪ ሓወልቲታትን ታሪኻዊ ቦታታትን (ICOMOS) ቴሬሳ ፓትሪሲዮ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዘካየዱ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሓዳሪ ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ያቤሎ ኢፋ ቦሩ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሓዳሪ ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ያቤሎ ኢፋ ቦሩ ዑደት ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ዘሎ ኩነታት ሓደጋ ድርቂ ንምዕዛብ ሎሚ መዓልቲ ናብቲ ከባቢ ምኻዶም ይፍለጥ። ብኣልኣዛር ታደለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ደሴ ዝተፈላለዩ ናይ ሕሶት ኖታት ብርን ዘይሕጋዊ ጠያይቲን ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ማእኸል ዕዳጋ ኣራዳ ዝተፈላለዩ ናይ ሕሶት ኖታት ብርን ዘይሕጋዊ ጠያይቲ ሽጉጥን ብሬንን ከምኡ እውን 8 ካዝናታት ከምዝተትሓዙ ዋና ጣቢያ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ማሕበረሰብ ሓቆፍ ምክልኻል ገበን እቲ ጣቢያ ሓጋዚ ኢንስፔክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ቦረና ኩነታት ሓደጋ ድርቂ ንምዕዛብ ናብ ቦረና ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ቦረና ኩነታት ሓደጋ ድርቂ ንምዕዛብ ናብ ቦረና ኣምሪሖም። ብተወሳኺ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ቦሮና ኣቲዮም። ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ካብ ዝተወሰና ሃገራት ኣንፀላሊዩዋ ዝነበረ ልዑል ፅዕንቶ ክትሓልፍ ዝኸኣለት ብኣፍሪካውያን ሓገዝ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ማሕበረሰብ ዓለምን ዝተወሰና ሃገራትን ኣንፀላሊዩዋ ዝነበረ ልዑል ፅዕንቶ ክትሓልፍ ዝኸኣለት ብኣፍሪካውያን ሓገዝ ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ናብ ፍፃመ ሓሊፋ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ንቡርኪናፋሶ ብምስዓር ናብ ፍፃመ ሓሊፋ። ሳድዮ ማኔ ኮኾብ ኮይኑ ኣብ ዘምሰየሉ ፀወታ ሴኔጋል 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ኢያ ናብ ፍፃመ ሓሊፋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ብድሙቕ ኩነታት ንምቕባል ተዳሊያ ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ብድሙቕ ኩነታት ንምቕባል ተዳሊያ ኣላ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ንክልተ ዓመታት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ጉባኤ መራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ 37 ኣባላት ሸኔ ብሰላም ኢዶም ሂቦም Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ጋንጂ 37 ኣባላት ሸኔ ብሰላም ኢዶም ንመንግስቲ ከምዝሃቡ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። እቶም ኣባላት መንግስቲን ኣባገዳታትን ዘቕረቡዎ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ኢዮም ኢዶም ሂቦም ዘለዉ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓን ኣፍሪካ ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ውፅኢታት ፈጠራ ቴክኖሎጂ ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓን ኣፍሪካ ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ኣብ ዘፈራት ማይ፣ ምግቢን ኢነርጂን፣ ሰናይ ምምሕዳርን ሃፍቲ ሰብን ከምኡ እውን ኣብ ካልኦት ዓውዲታት ኣፍሪካዊ ዝኾኑ ውፅኢታት ፈጠራ ቴክኖሎጂን ምርምርን ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ። ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ሊያ ታደሰን ኣምባሳደር ጣሊያንን ዘፈር ጥዕና ንምጥንኻር ዘኽእል ልዝብ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴን ዘፈር ጥዕና ንምጥንኻር ኣብ ዝግበረ ምትሕብባር ዘድሃበ ልዝብ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘፈር ጥዕና ዝገብረኦ ምትሕብባር…