Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኢትዮ ቴሌኮም 162 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ.ም 162 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ፥ እቲ ትካል ኣብቲ ዓመት ዝነበሮ ኣፈፃፅማ ስራሕ ዝጠመተ ፀብፃብ ኣቕሪበን። ኣብ መብርሂአን፥ ፍልፍል እቶት…

ብትሩፋት ሌማት 13 ቢሊየን ሊትሮ ፀባ ፈርዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2017 ብመርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት 13 ቢሊየን ሊትሮ ፀባ ምፍራይ ተኻኢሉ ኢሉ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ልምዓት ሃፍቲ እንስሳትን ዓሳን ፍቅሩ ረጋሳ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ ትሩፋት ሌማት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብ150 ሚሊየን ዶላር ዘህነፆም ፕሮጀክትታት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብ150 ሚሊየን ዶላር ዘህነፆም ፕሮጀክትታት ኣመሪቑ። እቶም ፕሮጀክትታት፥ ክፍሊታት መፀገኒ ነፈርቲ፣ ማእኸል ፅገና ነፈርቲን ካብ ምትንኻፍ ሰብ ናፃ ዝኾነ መኽዘንን ኢዮም። ኣብ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ዋና ኣዛዚ…

ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ጭቡጥ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ክትግበር ዝፀንሐ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ጭቡጥ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ። ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕድላት ዲጂታል ብምጥቃም ምህዞ ዘለዎን ኣብ ፍልጠት ዝተደረኸን ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዘኽእል ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝምራሕ ኢኒሼቲቭ ኢዩ።…

መዕርፎ ኣናእሽቱ ነፈርቲ ቴፒ ናብ ስራሕ ተመሊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዕርፎ ኣናእሽቱ ነፈርቲ ቴፒ ድሕሪ ነዊሕ ዓማውቲ ሎሚ መዓልቲ ኣገልግሎት ናብ ምሃብ ተመሊሱ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፥ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ከብ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ህንፀት መዕርፎ ኣናእሽቱ…

ካብ ወፃኢ ቡን ልዕሊ 2 ነጥቢ 24 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ዕዳጋ ቡን ዝቀረበ ፍርያት ቡና ልዕሊ 2 ነጥቢ 24 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሉ፡፡ ፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሙኒኬሽን እቲ በዓል መዚ ኣይተ ሳህለማርያም ገብረመድህን…

ቢሮ እቶት ኣዲስ ኣበባ 24 ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት ክትግብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብማሕበረሰብ ንግዲ ዝተልዓሉ ቅርታታት ንምፍታሕ ዘኽእሉ 24 ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት ናብ ተግባር ንምሽግጋር ይሰርሕ ከምዘሎ ቢሮ እቶት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። እቲ ቢሮ ስርዓት ኣረተኣኻኽባ ግብሪ ንምዝርጋሕ፣ ስርቂን ግዕዙይ ኣሰራርሓን ንምክልኻልን…

ኣብዚ ዓመት ንልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብዚ ዓመት ንልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩሎም ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኣብ ዓውዲ ግብርና 1 ነጥቢ 8…

ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 92 ቢሊየን ብር ዕዳ ከምዝኸፈለት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 92 ቢሊየን ብር ዕዳ ከምዝኸፈለት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝቐረቡሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽን መብርሂን፥ ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት…

ካብ ማዘጋጃ ቤታዊ ኣገልግሎት ልዕሊ 76 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብዚ በጀት ዓመተ ካብ ማዘጋጃ ቤታዊ ኣገልግሎት ልዕሊ 76 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ ኢሉ። ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2017 እቲ ሚኒስቴር ከምኡ እውን ትልሚ በጀት ዓመት 2018 ዝግምግም መድረኽ ኣካይዱ፡፡ ሚኒስትር…