Browsing Category
ቢዝነስ
ብኮንትሮባንድ ክኣትዋ ዝነበራ ልዕሊ 83 ሚሊየን ብር ዝግመታ ቴሌፎናት ተታሒዘን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ተሽከርካሪ ብምሕባእ ብኮንትሮባንድ ክኣትዋ ዝነበራ ልዕሊ 83 ሚሊየን ብር ዝግመታ ልዕሊ 4 ሺሕን 100 ቴሌፎናት ተታሒዘን ከምዝተትሓዛ ኮሚሽን ጉምሩክ ገሊፁ።
እተን ቴሌፎናት፥ ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩክ ጅግጅጋ…
ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ዘህነፆም ዘበናዊ ኣባይቲ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆም ዘበናዊ ኣባይቲን ማእኸል መፍረዪ እታዎታት ኮንስትራክሽንን ኣመሪቑ።
ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለምፀሃይ ጳውሎስ በቲ ፕሮጀክት ዝተሃነፁ ሀንፃታት መሪቐን…
ኣብ መንጎ ዘፈር ማሕበር መፍረይቲ ማሽነሪ ኢንዳስትሪ ትግራይን ዩኒቨርሲቲ መቐለን ውዕሊ ስምምዕነ ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ዘፈር ማሕበር መፍረይቲ ማሽነሪ ኢንዳስትሪ ትግራይን ዩኒቨርሲቲ መቐለን ውዕሊ ስምምዕነ ተኸቲሙ።
ቢሮ ኢንዳስትሪ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝዓነወ ዓውዲ ኢንዳስትሪ እቲ ክልል ናብ ንቡር ንምምላስ ኣብ ዝስራሕ ስራሕ ምትእስሳር…
ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 300 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኢንቨስትመንት ተመዝጊቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 300 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኢንቨስትመንት ምስሓብ ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ኢንቨስትመነት ኣፍሊጡ።
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት እዚ ባጀት ዓመት ተሳሊጡ።
ምክትል ዋና…
ኣብ ኣፍሪካ ግዙፍ መዕርፎ ነፈርቲ ንምህናፅ ምንቅስቓስ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝቐረቡሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ ኣብ ኣፍሪካ ግዙፍ መዕርፎ ነፈርቲ ንምህናፅ ምንቅስቓስ ከምዝተጀመረ ገሊፆም።
እቲ ሓዱሽ ዝህነፅ መዕርፎ ነፈርቲ ኣብ ዓመት ካብ 100 ክሳብ…
ኢትዮጵያን ጀርመንን ስምምዕነት ሓገዝ 30 ሚሊየን ዩሮ ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን መንግስቲ ጀርመንን ስምምዕነት ሓገዝ 30 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን፡፡
እቲ ሓገዝ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራትን ኣብ ዘፈር ውልቀ ዝስርሑ ስራሕቲ ንምቅልጣፍ ዝውዕል ከምዝኾነ ሓበሬታ ሚኒስቴር ገንዘብ…
ካብ ወፃኢ ንግዲ ዝርከብ ኣታዊ ንምዕባይ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወፃኢ ንግዲ ዝርከብ ኣታዊ ንምዕባይ ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት…
ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ከም ሃገር ይምዝገብ ኣብ ዘሎ ምዕባለ ልዑል ብፅሒት ኣለዎ- ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኩሎም ዓውዲታት እተመዝግቦ ኣብ ዘላ ምዕባለ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፥ ኣፈፃፅማ ቀንዲ ቀንዲ…
ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ልዕሊ 100 ሚሊየን ጨቓውቲ ንሓረስቶት ከከፋፍል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብዚ ዓመት ልዕሊ 100 ሚሊየን ጨቓውቲ ደርሁ ንሓረስቶት ንምክፍፋል ትልሚ ከምዝሓዘ ተገሊፁ።
መርሃ ግብሪ ምረቓ ፕሮጀክት ምርባሕ ጨቓውቲ ደርሁ ይካየድ ኣሎ።
ኣብ ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ ውሽጢ ልምዓት…
ዳያስፖራ ሪፎርም ኢኮኖሚ ኣብ ዝፈጠሮም ዕድላት ንክርባሕ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ሪፎርም ኢኮኖሚ ኣብ ዝፈጠሮም ዕድላት ንክርባሕ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምሕረቱ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ኣይተ ማሞ ምህረቱ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሰናድአን፤ ምሁራን፣ ሰብ ሃፍቲን ፍሉጣት ሰባትን ኣብ…