Browsing Category
ቢዝነስ
ሪፎርም ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዓውዲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዘተባብዕ ውፅኢት የመዝግብ ኣሎ-ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሪፎርም ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዓውዲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዘተባብዕ ውፅኢት የመዝግብ ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል።
ብኣሰናዳእነት ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ጠሚቱ ብዛዕባ ኢትዮጵያ መድረኽ ፓናል ኣብ ከተማ…
መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ እኹል ምድላው ተገይሩ ብምትግባሩ ጭቡጥ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ የማክሮ ኢኮኖሚ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ እኹል ምድላው ተገይሩ ብምትግባሩ ጭቡጥ ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢሎም።
እቶም ሚኒስትር እዋናዊ ጉዳያት ኣፈፃፅማ ኢኮኖሚ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ዝተማልአ መመሓየሺ ማክሮ…
ቀጣናዊ ልምዓት ክብ ንምባል ብምትሕብባር ምስራሕ ኣድላዪ ኢዩ-ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ኬንያን ብመሰረተ ልምዓት ንምትእስሳር ዝዓለመ ፕሮጀከት ምብራቕ ኣፍሪካ ዕላዊ ኮይኑ።
ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ምትሕብባር ንግዲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ምጥንኻር ዝኽእል መሰረተ ልምዓታት ብምህናፅ ቀጠናዊ ዝምድና…
ኢኒሼቲቭ ኣቮካዶ ዝሐሸ ውፅት ይረኣየሉ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ኢኒሼቲቭ ኣቮካዶ ኣብ ጅማሮ ዝርከብ ይኹን እምበር ዝሐሸ ውፅኢት እናመዝገበ ይርከብ ኢሉ፡፡
ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ልምዓት ሆልቲካልቸር ኣብደላ ነጋሽ ከምዝበሉዎ፤ እናተተኸሉ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ፈልሲታት ፍራምረ ኣቮካዶ…
ግድባት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሓይሊ ንምፍልፋል ዘኽእለን እኹል ማይ ሒዘን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኩለን ግድባት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብዚ ባጀት ዓመት ዝተተለመ ሓይሊ ንምፍልፋል ዘኽእለን እኹል ማይ ሒዘን ኢሉ።
ኣካያዲ ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ ትካል ፍስሃ ጌታቸው ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ 14…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 11 ሆቴላት በዓል ሓሙሽተ ደረጃ ኮኾብ ረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣብ ዘካየዶ ደረጃ ምደባ ሽዱሽተ ሓደሽቲ ሆቴላት ሓዊሱ 40 ሆቴላት ኣብ ውሽጢ ደረጃ ኮኾብ ኣትዮም፡፡
ቅድሚ ሕዚ ኣብ ደረጃ ኮኾብ ውሽጢ ዝነበሩ 15 ሆቴላት ድማ ብዝተፈለየ ምኽንያት ኮኾበን ተወሲዱዎም፡፡
ካብቶም ደረጃ…
እኹል ቀረብ ፍርያት እንቋቑሖ ንኽህሉ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዘጋጠመ ወሰኽ ዋጋ እንቋቑሖ ንምርግጋዕ ኣብ ዕዳጋ ሰንበት እኹል ቀረብ ፍርያት እንቋቑሖ ንኽህሉ እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡
ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዘካየዶ መፅናዕቲ ዕዳጋ ሓደ እንቋቑሖ ካብ 20 ክሳብ 21 ብር…
ስራሕቲ ምምሕያሽ ፅርየት ቡን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፅርየት ቡን ንምምሕያሽ ክልላት ሓዊሱ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውህሃድ እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ፅርየት ቡን ንምምሕያሽ ምስ ተዋሳእትን መዳርግቲ ኣካላትን መድረኽ ምንቅስቓስ እናካየደ ምዃኑ ምክትል ዋና…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ወነንቲ መንበሪ ገዛ ንምግባር ዝዓለመ ስምምዕነት ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ወነንቲ መንበሪ ገዛ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ውዕሊ ተፈሪሙ።
እቲ ስምምዕነ ቢሮ ልምዓት ኣባይቲን ምምሕዳርን ከተማ ኣዲስ ኣበባን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ኢዩ ተፈሪሙ፡፡
ብመሰረት እዚ…
ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ቀፃልነት ንዘለዎ ምዕባለ ብዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ክድግፉ ይግባእ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ቀፃልነት ንዘለዎ ምዕባለ ብዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ክድግፉ ይግባእ።
እቶም ኢንዱሰትሪታት ኣብ ምርካብ ሸርፊ ወፃኢ ዝነበረ ክፍተት ኣብ ምድጋፍ ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎም ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ምሁራን…