Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 320 ቢሊየን ብር ልቓሕ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘበኑ ዝጠልቦም ቴክኖሎጂታት ብምትግባር ንዓማዊሉ ቅልጡፍን ዘተኣማምንን ኣገልግሎት እናሃብኩ ይርከብ ኢሉ። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ቅነ ኣገልግሎት ዓማዊል ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ገንዘብን…

ንዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝቐረቡ ፍሪያታት ልዕሊ ፍርቂ ዝኸውን ኣብ ፍሉይ ኢኮኖሚ ዞባታት ዝፈረየ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓመት ንዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝቐረቡ ፍሪያታት ልዕሊ ፍርቂ ዝኸውን ኣብ ፍሉይ ኢኮኖሚ ዞባታት ዝፈረየ ኢዩ ኢሉ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ። ኣብቲ ኮርፖሬሽን ሓላፊ መምርሒ ኮሚኒኬሽን ኮርፖሬት ኣይተ ጳውሎስ…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ዌንካይ ዣ ንግ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ዌንካይ ዣ ንግ ዘትዮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኢትዮጵያ ዕብየት ኢኮኖሚ ንምስፋሕ፣ ዲጂታላዊ ኢኮኖሚን ምውህሃድ ኣህጉራዊ ናፃ ንግዲ ዞባ ኣፍሪካ ንምድንፋዕ እንዳተሰርሐ…

ባንክታት ንዝተመረፁ ናውቲታት ኣታዊ ዋጋ ጉምሩክ ከም መርኣዪ ዋጋ ክጥቀሙ ኢዮም-ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንክታት ካብ 19 ጥሪ 2018 ዓ.ም ጀሚሮም ንዝተመረፁ ናውቲታት ኣታዊ ዋጋ ጉምሩክ ከም መርኣዪ ዋጋ ክጥቀሙ ኢዮም ኢሉ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ። ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቶም ባንኪታት ነዝተመረፁ ናውቲታት ሰነድ ልቓሕ ይኹን…

ንተተካእቲ ፍርያት ዝተውሃቦ ትኹረት ብዙሕ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ንተተካእቲ ፍርያት ዝተውሃቦ ትኹረት ብዙሕ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ ኢሉ፡፡ እቲ ሚኒስቴር መድረኽ ኣፈፃፅማ ፈላማይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2018 ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ እናተኻየደ ይርከብ። ሚኒስትር…

ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 377 ሚሊየን ዶላር ኢንቨሰትመንት ምስሓብ ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 2018 ዓ.ም ልዕሊ 377 ሚሊየን ዶላር ኢንቨሰትመንት ምስሓብ ተኻኢሉ ኢሉ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ። ኣብቲ ኮርፖሬሽን ሓላፊ መምርሒ ኮሚኒኬሽን ኮርፖሬት ኣይተ ጳውሎስ በለጠ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥…

ኣብ ቀረብ ዘርኢ ግብርና ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ- ንጉሴ ደቻሳ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀረብ ዘርኢ ግብርና ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር  ኢንስቲትዩት ምርምር ግብርና ንጉሴ ደቻሳ(ፕ/ር)። እቲም ዋና ዳይሬክተር ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ እቲ ኢንስቲትዩት ኣብ ቀደብ ዘርኢ ግብርና ዘለዉ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፍርያት ዝኽዝኑን ዝስውሩን ዘይሕጋዊ ነጋዶ ንምቁፅፃር …

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርዓት ንግዲ ንምዝማንን ንምቅልጣፍን ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ ኢሉ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ፡፡ ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ኣይተ ኣሸናፊ ብርሃኑ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ጠለብ ነበርቲ መሰረት ብምግባር ቀረብ ፍርያት…

ንጥዕና ሕብረተሰብ ክጎድኡ ዝኽእሉ ፍርያት ጨው ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ንጥዕና ሕብረተሰብ ክጎድኡ ዝኽእሉ ልዕሊ 13 ሽሕ ኩንታል ጨው ፍርያታት ስጉምቲ ወሲደ ኢሉ በዓል መዚ ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ፡፡ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ነጋሽ ስሜ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ከምዝበልዎ፤ እቲ ትካል ምስ ግልጋሎት…

ሚድሮክ ኣብ ፕሮክታት መኣዲ ንሃገር ኣሰሩ የንብር ኣሎ-ኣይተ ጀማል ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚድሮክ ኣብ ፕሮክታት መኣዲ ንሃገር ኣሰሩ የንብር ኣሎ ኢሎም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሚዲሮክ ኢትዮጵያ ኣይተ ጀማል ኣሕመድ። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ቤንቺ ሸኮ ዝርከብ ደንቢ ኢኮ ሎጅ ብዕሊ መሪቖም።…