Browsing Category
					
		
		ቢዝነስ
ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ጭቡጥ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ክትግበር ዝፀንሐ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ጭቡጥ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ።
ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕድላት ዲጂታል ብምጥቃም ምህዞ ዘለዎን ኣብ ፍልጠት ዝተደረኸን ኢኮኖሚ ንምህናፅ ዘኽእል ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝምራሕ ኢኒሼቲቭ ኢዩ።…			
				መዕርፎ ኣናእሽቱ ነፈርቲ ቴፒ ናብ ስራሕ ተመሊሱ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዕርፎ ኣናእሽቱ ነፈርቲ ቴፒ ድሕሪ ነዊሕ ዓማውቲ ሎሚ መዓልቲ ኣገልግሎት ናብ ምሃብ ተመሊሱ።
ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፥ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ከብ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ህንፀት መዕርፎ ኣናእሽቱ…			
				ካብ ወፃኢ ቡን ልዕሊ 2 ነጥቢ 24 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ዕዳጋ ቡን ዝቀረበ ፍርያት ቡና ልዕሊ 2 ነጥቢ 24 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሉ፡፡
ፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሙኒኬሽን እቲ በዓል መዚ ኣይተ ሳህለማርያም ገብረመድህን…			
				ቢሮ እቶት ኣዲስ ኣበባ 24 ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት ክትግብር ኢዩ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብማሕበረሰብ ንግዲ ዝተልዓሉ ቅርታታት ንምፍታሕ ዘኽእሉ 24 ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት ናብ ተግባር ንምሽግጋር ይሰርሕ ከምዘሎ ቢሮ እቶት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።
እቲ ቢሮ ስርዓት ኣረተኣኻኽባ ግብሪ ንምዝርጋሕ፣ ስርቂን ግዕዙይ ኣሰራርሓን ንምክልኻልን…			
				ኣብዚ ዓመት ንልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩሎም
				ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብዚ ዓመት ንልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩሎም ኢሎም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኣብ ዓውዲ ግብርና 1 ነጥቢ 8…			
				ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 92 ቢሊየን ብር ዕዳ ከምዝኸፈለት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ገሊፆም
				ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 92 ቢሊየን ብር ዕዳ ከምዝኸፈለት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝቐረቡሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽን መብርሂን፥ ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት…			
				ካብ ማዘጋጃ ቤታዊ ኣገልግሎት ልዕሊ 76 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብዚ በጀት ዓመተ ካብ ማዘጋጃ ቤታዊ ኣገልግሎት ልዕሊ 76 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ ኢሉ።
ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2017 እቲ ሚኒስቴር ከምኡ እውን ትልሚ በጀት ዓመት 2018 ዝግምግም መድረኽ ኣካይዱ፡፡
ሚኒስትር…			
				ኣብ ፎረም ፓሪስ ኢትዮጵያ እንታይ ኢላ…
				ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳይ ኣብዚ ሰሙን  መበል 12 ፎረም ፓሪስ ኣሳሊጣ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ  ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኣብቲ ፎረም ከይዲ ምስላጥ ልቓሕ ብዝምልከት ኣቕሪቦም።
እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መንጎ ሃገራት ዘሎ…			
				ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝፀደቐ ፕሮጀክት ንምዝዛም ኣስታት 1 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር የድሊ-ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝፀደቐ ፕሮጀክት ንምዝዛም ኣስታት 1 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር የድሊ ኢሎም።
እቶም ሚኒስትር ኣብቲ ባይቶ ዝቐረበ ረቂቕ ባጀት 2018 ዓ.ም ጠሚቱ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ…			
				ልዕሊ 15 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ፅዕነት ኣታዊን ወፃኢን ተጎዓዒዙ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ እቲ ባጀት ዓመት ልዕሊ 15 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ፅዕነት ኣታዊን ወፃኢን ተጎዓዒዙ ኢሉ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክሰን።
ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክሰን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፥ ናይቲ ትካል ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…			
				 
			