Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ባንኪ ገዳ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ገዳ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ካብ ኣስታት 28 ሺሕ ኣባላት ኣክሲዮን ብዝተኣከበ 552 ሚሊየን ብር ዝተኸፈለ ካፒታልን 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብርን ዝተፈረመ ካፒታል ኢዩ ስርሑ…

ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ካብ ፍርያት ቡን 2 ቢሊየን ዶላር ንምርካብ ተሃቂኑ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 360 ሺሕ ቶን ፍርያት ቡን ብምልኣኽ ክሳብ 2 ቢሊየን ዶላር ንምርካብ ትልሚ ተታሒዙ እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ገሊፁ። ምክትል ዋና ዳይሬክተርን ሓላፊ ዘፈር ዕድጊትን እቲ በዓል መዚ ሻፊ…

ናብ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ስጋ ልዕሊ 41 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ስጋ  41 ሚሊየን 800 ሺሕ ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ሕርሻ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብቲ በዓል መዚ ዳይሬክተር ሴርተፊኬሽንን ኢንስፔክሽንን ኤክስፖርት ማሕረዲ ኣያሌው ሹመት÷ እቲ…

ልዕሊ 141 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 141 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። ኮሚሽን ጉምሩክ ብዝገበሮ ክትትል 81 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲት ኣታዊ ኮንትሮባንድን 60 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ናይ ወፃኢ ኮንትሮባንድን ኣብ ዝተፈላለዩ…

ኣብ ወርሒ ሕዳር ልዕሊ 32 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ሕዳር ልዕሊ 32 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስትር ኣብ በጀት ዓመት ወርሒ ሕዳር 30 ቢሊየን 20 ሚሊየን 180 ሺሕ ብር ንምእካብ ሓሲቡ÷ 32 ቢሊየን 785 ሚሊየን 760 ሺሕ ብር ብምእካብ…

ባንኪ ዓለም ንሓደጋ ተቓላዕቲ ኢትዮጵያውያን ተረባሕቲ ዝገብር 745 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንሓደጋ ተቓላዕቲ ኢትዮጵያውያን ተረባሕቲ ዝገብር 745 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ምግባሩ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተራት ቦርድ እቲ ባንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ቀዳማ ብርኪ ኣገልግሎት ጥዕናን ፕሮጀክት ምምሕዳር ሓደጋ ውሕጅን ንምድጋፍ ዝውዕል ሓገዝ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ ኣብ ከይዲ ሙቑፃር 11 ሺሕ ሰራሕተኛታት ከምዝርከብ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ ኣብ ከይዲ ሙቑፃር 11 ሺሕ ሰራሕተኛታት ከምዝርከብ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ከይዲ ኣወሃህባ ፈተና ኣመልኪቱ ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ሓበራዊ መግልፂ ሂቡ። ከይዲ ምቑፃር ተኣማኒ ንኽኸውን ናይ ፅሑፍ ፈተና ኣብ…

ንፕሮጀክት ልምዓት ሓይሊ ሃፋ ቱሉ ሞዬ ዝኸውን ደገፍ 10 ሚሊየን ዶላር ተፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ፕሮጀክት ልምዓት ሓይሊ ሃፋ ቱሉ ሞዬ ዝኸውን ደገፍ 10 ሚሊየን ዶላር ተፈቒዱ። እቲ ፕሮጀክት እንትዛዘም 150 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከፈልፍል ኢዩ ተባሂሉ። ኢትዮጵያ እቲ ደገፍ ገንዘብ ጉጅለ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣንበብቲ ተጓዓዝቲ ዝበለፀ መንገዲ ኣየርነት ኣፍሪካ 2022 ብምዃን ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣንበብቲ ተጓዓዝቲ ዝበለፀ መንገዲ ኣየርነት ኣፍሪካ 2022 ብምዃን ተዓዊቱ። እቲ ሽልማት ኣፍልጦ “ግሎባል ትራቭለርስ” ዝተብሃለ መፅሄት ኣሜሪካ ካብ ተጓዓዝቲ ብመሰረት ዘተኣኻኸቦ ድምፂ ዘበርከቶ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…

ፍሪያት ኢትዮጵያ ካብ ቀረፅ ናፃ ናብ ዕዳጋ ቻይና ንክኣትዉ ምፍቃዱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ኢትዮጵያ ካብ ቀረፅ ናፃ ናብ ዕዳጋ ቻይና ንክኣትዉ ምፍቃዱ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። ብሓፈሻዊ ነግዲ ካብ ዝንገደሎም 6 ሺሕን 422 ፍሪያታት እቲ 1 ሺሕን 644 ፍሪያታት ካብ ቀረፅን ኮታን ናፃ ምእታው ከመዝከኣል…