Browsing Category
ቢዝነስ
ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ደገፍ ስምምዕነት 44 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ደገፍ ስምምዕነት 44 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም።
እቲ 40 ሚሊየን ዶላር ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ንምግብን ስነ ምግበን ድሕንነት ፕሮግራም ኣፈፃፅማ ዘውዕል ኢዩ ተባሂሉ።
4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ድማ፥…
ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ካብ ፍሪያት ቡና 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር እቶት ንምርካብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ካብ ፍሪያት ቡና 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር እቶት ንምርካብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ በዓል መዚ ቡናን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ዶክተር ኣዱኛ ደበላ ምስ ፋናብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 20 ጥቅምቲ ናብ ዙሪክ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 20 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ናብ ስዊዘርላንድ ከተማ ዙሪክ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ
9 መስከረም 2015 ዓ.ም ናብ ዋና ከተማ ዮርዳኖስ፣ ኣማን በረራ ከምዝጅምር ትማሊ ምግላፁ ይዝከር።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ኣክሲዮን ማሕበር ባንኪ ፀሐይ ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣክሲዮን ማሕበር ባንኪ ፀሐይ ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ፣ ኣመራርሓታት ቦርድ እቲ ባንኪን ዕዱማት ኣጋይሽን ተረኺቦም።
ዶክተር ይናገር ደሴ፥ ካብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ንነዘ ሓደሽቲ…
ሚኒስቴር ደቂ ኣንስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ንክልል ዓፋር 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ኣብ ክልል ዓፋር ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ክፋላት ሕብረተሰብ ንመስርሒ ገዛ ዝውዕል 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ድጋፍ ሚኒስትር ደቂ ኣንስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ዶክተር ኤርጎጌ…
ናብ ናፃ ቀጣና ንግዲ ድሬዳዋ ዝኣትዉ ትካላት ልምዓት ናብ ተግባር ንክኣትዉ ሕቶ ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ናብ ሓዱሽ ናፃ ቀጣና ንግዲ ድሬዳዋ ዝኣትዉ ትካላት ልምዓት ናብ ተግባር ንክኣትዉ ሕቶ ኣቕሪቡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ኣይተ ደንጌ ቦሩ፥ ኣብ ድሬዳዋ ዝተጣየሸ ነፃ ቀጣና ንግዲ በዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት…
ሚኒስቴር እቶት ኣብቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 336 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 336 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር እቶት ኣይ ላቀ ኣያሌው ኣፍሊጦም።
እቲ ሚኒስቴር ኣብዚ በጀት ዓመት ክእከብ ካብ ዝተሓሰበ 360 ቢሊየን ብር፥ 336 ቢሊየን 710 ሚሊየን 21 ሺ ሕን 930 ብር ብምእካብ 93…
ኣወሃህባ ኣገልግሎት ባንክታት ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ክኸውን ይግባእ- ዶክተር ይናገር ደሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣወሃህባ ኣገልግሎት ባንክታት ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ክኸውን ከምዘለዎ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ ኣተሓሳሲቦም።
10 ሽሕ ዝኾኑ ሰብ ኣክስዮናት ዘለዎ ባንኪ ኣሃዱ ሎሚ ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ።
ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ…
ቤት ፅሕፈት እቶት ክልል ዓፋር ልዕሊ 2 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር ኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት እቶት ክልል ዓፋር ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ልዕሊ 2 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር እቶት ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ መሓመድ ሓሰን ንግዜኢ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ክልል ብቁጠባ ዝረኽቦ እቶት ብዝግባእ ብምእካብ እናዓበየ…
ፊቤላ ኢንዱስትሪያል ኮምፕሌክስ ዘይቲ ብልዒ ሹፍ ኣፍርዩ ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊቤላ ኢንዱስትሪያል ኮምፕሌክስ ዘይቲ ብልዒ ሹፍ ኣፍርዩ ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ምጅማሩ ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ዓመት ልዕሊ 95 ሚሊየን ሊትሮ ብፍላይ ፓልም ዘይቲ ኣፍርዩ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪበ ዝበለ እቲ ትካል፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘይቲ ሹፍ ምፍራይ…