Browsing Category
ቢዝነስ
ኣብ ኢትዮጵያ መዓልቲ ቱሪዝም ዓለም ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ክኽበር እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ዘበን መዓልቲ ቱሪዝም ኣብ ኢትዮጵያ ካብ 13 ክሳብ 15 መስከረም 2015 ዓ.ም ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ከተማ ኣሶሳ ክኽበር እዩ።
ብብርኪ ዓለም ለኸ ንመበል 35 ዝኽበር መዓልቲ ቱሪዝም “ሓዱሽ ኣተሓሳስባ ንቱሪዝም” ብዝብል መራሒ ሓሳብ…
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝበለፀ ፅዕነት መንገዲ ኣየር ኣፍርካ ብምባል ተሸለሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝበለፀ ኣገልግሎት ፅዕነት መንገዲ ኣየር ኣፍርካ ብምባል ተሸለሙ።
ኣብ አፍሪካ እቲ ዝዓበየ ኣገልግሎት ፅዕነት ኣየር ኣቕራቢ ጉጅለ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፥ እቲ ሽልማት ኣብ ለንድን ኣብ ዝተኻደ ስነ-ስርዓት ተቐቢሎም።…
ኣብ ሰደድ ወፃኢ ቡና ዕዉት ግደ ንዝነበሮም ኣካላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ ዓመት ኣብ ሰደድ ወፃኢ ቡና ዕዉት ግደ ንዝነበሮም ኣካላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ።
“ቡናና ንሓድነትናን ምዕባለናን” ብዝብል መሪሕ ቃል ዕለተ ቡና ኢትዮጵያ ተሳሊጡ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳነት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ፕሬዚዳነት ላዕለዋይ…
መንግስቲ ንዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ልዑል ሓለዋ ከምዝገብር ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ሓለዋ ኢንቨስትመንት ንምግባር ልዑል ጠመተ ብምሃብ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ።
ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ማሕበር…
ኣሊባባ ግሩፕን ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ስምምዕነት ምትሕብባር ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሊባባ ግሩፕን ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንመሃዝቲ ስራሕ ስልጠና ንምሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ኣካይዶም።
እቲ ስምምዕነት፥ ኣሊባባ ግሩፕ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ፈጠርቲ ስራሕ ቴክኖሎጂ ስልጠና ንምሃብ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።
ብተወሳኺ…
ብሄራዊ ማሕበር ቡን ኢትዮጵያ ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ማሕበር ቡን ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጣይሹ።
እቲ ማሕበር ቅድሚ ሕዚ ዝተጣየሹ ሓሙሽተ ማሕበራት ብሓባር ከምዘጣየሹዎ ተሓቢሩ።
ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሻሂን ቡንን ኢትዮጵያ ዶክተር ኣዱኛ ደበላ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ…
መሸጢ ዋጋ ፍሪያት ነዳዲ ወርሒ መስከረም ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ፍሪያት ነዳዲ ካብ 26 ነሓሰ 2014 ዓ.ም ክሳብ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።
ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ሓዊሱ ካልኦት ዓይነታት ነዳዲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ብዝነበሮ መሸጢ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 5 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመተ 2014 ዓ.ም 5 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ።
ኢንቨስትመንት ሆልዲንግስ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲኡ ዝርከቡ ትካላት ኣብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ምን ቀፃሊ ኣንፈት በጀት ዓመት…
ልዕሊ 81 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 81 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።
ኮሚሽን ጉምሩክ ከምዝበሎ፥ እቶም ናውቲ ኣብ ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ሃዋሳ፣ ድሬዳዋን ኣዳማን ኢዮም ተታሒዞም።
ኣብ ቁፅፅር ካብ ዝወዓሉ፥ ኣልባሳት፣ ነዳዲ፣…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዓማዊሉ ካብ መደናገርቲ ንባዕልቶም ክሕልዉ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዓማዊሉ መርሃ ግብሪ ሽልማት እናበሉ ተግባር ስርቂ ካብ ዝፍፅሙ መደናገርቲ ንባዕልቶም ክሕልዉ ኣተሓሳሲቡ።
ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ፥ ናብ ዓማዊል ስልኪ ብምድዋል ኝልማት ከምዝበፅሖም ተዛሪቦም ገንዘብ ንከእትዉ…