Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኣብ ጃፓን ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ደገፍ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ግዝኣት ካናጋዋ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ደገፍ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ቀሪቡ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ምፍላጥ ባህሊ ኣብታ ሃገር ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ተፈራ…

ዓውዲ ስራሕን ክእለትን ናይ ኩሉ ተሳትፎ ይጠልብ- ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ስራሕን ክእለትን ብዙሓት ዕድላተን ዕንቅፋታትን ዘለውዎ፣ ናይ ኩሎም ኣካላት ተሳትፎን ምንቅስቓስን ዝጠልብ ዓውዲ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ተዛሪበን። መበል ካልኣይ ብሄራዊ ጉባኤ ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ።…

ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ልዕሊ 336 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ – ሚኒስቴር እቶት

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 336 ነጥቢ7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ኣፈፃፅማ ትልሙ ከምኡ፤ እውን ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብምድሃብ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ፣…

መበል ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ስራሕ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን መበል ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ስራሕ የሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ሙፈሪሃት ካሚል ሓዊሱ ሚኒስትር ዴኤታታት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲን ካልኦት ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን ተሳቲፎም። እቲ ጉባኤ፥ “ዘላቒ…

ልዕሊ 110 ሚሊየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 110 ሚሊዮን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድን ናይ ዝተፈላለዩ ገንዘብ ሃገራት ወፃእን ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር ከምዝወዓለ ኮሚሽን ጉምሩክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከዘዋውሩ ዝተረኸቡ ትሽዓንተ ሰባት እውን ኣብ ትሕቲ…

ኣብ ዶብ ኢትዮ-ጂቡቲ ህንፀት ኣገልግሎት ንምጅማር ዘኽእል ደገፍ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዶብ ኢትዮ-ጂቡቲ ህንፀት ኣገልግሎት ንምጅማር ዘኽእል ደገፍ 3 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዩሮ ምስ “ኮሜሳ” ስምምዕነት ተፈፂሙ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣይተ ካሳሁን ጎፌ፥ ምስ ዋና ፀሓፊት ሓበራዊ ኢኮኖሚ ዕዳጋ ምብራቕን…

42 ሰብ ሃፍቲን ውልቀ ኣልማዕቲን ናብ  ቡልቡላ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ክኣትዉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)42 ሰብ ሃፍቲን ውልቀ ኣልማዕቲን ናብ  ቡልቡላ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ከምዝኣትዉ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። እቲ ፓርክ ህንፀቱ ብምዝዛም ሰብ ሃፍቲን ሰብ ውልቀ ኣልማዕቲን ብዝሓሸ ብርኪ ንምጥቃም ሙሉእ ምድላው ምዝዛሙ ተገሊፁ።…

127 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)127 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ 21 ክሳብ 28 ሓምለ 2014 ዓ.ም ብዝገበሮ ወፍሪ እቶም ናውቲታት ዘዘዋውሩ ዝነበሩ 14 ሰባት እውን ኣብ…

ኣመራርሓ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ሰብ ዋና ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ይመያየጡ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ሰብ ዋና ኣፍረይቲ  ፓርክ ሃዋሳ  ኢንዱስትሪ ይመያየጡ ኣሎ። እቲ ዘተ፥ ኣብቶም ኢንዳስትሪታት ዘለዉ ፀገማት ብምፍታሕ “ሃገራዊ ምንቕናቕ ኢትዮጵያ ተፍሪ” ዕላዊ ብምግባር ሃገራዊ ምዕባለ ኢኮኖሚ ንምስላጥ…

ብወ/ሮ ሙፈሪሃት ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ እስራኤል ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኢኖቬሽንን ብዝምልከት ዑደት ልውውጥ ልምዲ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ እስራኤል ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኢኖቬሽንን ብዝምልከት ዑደት ልውውጥ ልምዲ ይገብር ኣሎ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ትማሊ ናብታ ሃገር ዘምረሐ እንትኸውን፥ ምስ ኣካላት መንግስቲ…