Browsing Category
ቢዝነስ
ልዕሊ 171 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዘለዎ ናውቲ ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 171 ሚሊየን ብር ኣታዊን ወፃኢን ግምታዊ ዘለዎ ናውቲ ኮንትሮባንድ ከምዝተታሓዘ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘሕለፍናዮ ሰሙን ብዝተገበረ ክትትል 166 ሚሊየን 194 ሺህ ብር ኣታዊ ናውትታት ኮንትሮባንድን 5 ሚሊየን 226…
ኢትዮጵያ ኣዶ መንበርነት ፎረም ምኽክር ሚኒስትራት ጉዳይ ዞባዊ ፍልሰት ሰራሕተኛታት ተቐቢላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣዶ መንበርነት ፎረም ምኽክር ሚኒስትራት ጉዳይ ዘባዊ ፍልሰት ሰራሕተኛታት ተቐቢላ።
ኢትዮጵያ ኣዶ መንበርነት ፎረም ምኽክር ሚኒስትራት ጉዳይ ዘባዊ ፍልሰት ሰራሕተኛታት ተገሊፁ፡፡
11 ቐርኒ ሃገራት ምብራቅ ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፎረም…
መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክት ምምሕዳር ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክት ምምሕዳር ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዩንቨርስቲታት ኣዲስ ኣበባ፣ ኦስሎን ማላዊን ብሓባር ዝተኸፈተ ኢዩ ተባሂሉ።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ፕላንን…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ካፒታል ውሕመ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ካፒታል ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ)ፕሪቲ ሲንሃ ን ሚኒስትር ማሕበራዊ ልምዓት ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ ኤሳ ብሁመይድን ተዛቲየን
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ…
ኣብ ከባቢ ኣሰላን ኢተያን ህንፀት ሓይሊ ሃፋ ምፍልፋል ንምፍፃም ዘኽእል ሰነድ ስምምዕ 100 ሚሊየን ዶላር ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ከባቢ ኣሰላን ኢተያን ህንፀት ሓይሊ ሃፋ 50 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ንምፍፃም ዘኽእል ሰነድ ስምምዕ 100 ሚሊየን ዶላር ተኸቲሙ።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕ ሃገር ቦቆል ትካል ቱሉ ሞዬን ኮርፖሬሽን ሚትስቡሽን ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
እቲ…
ፓርክ ኢንዱስትሪ ኮምቦልቻ ልዕሊ 7 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዘምፀአ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ኮምቦልቻ ናብ ወፃኢ ካብ ዝለኣኾም ፍርያታት ልዕሊ 7 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ምምፅኡ ገሊፁ።
ካብ ወርሒ ሓምለ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ 7 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ዘምፅኡ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ንምልኣኽ ተሊሙ ልዕሊ 7 ነጥቢ 4…
ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ደብረ ማርቆስ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብትካል ኤርፖርታት ኢትዮጵያ ልዕሊ 655 ሚሊየን ብር ዝተሰለዐሉ ኣብ ልዐሊ 137 ሄክታር መሬት ዝዓርፍ መዕርፎ ነፈርቲ ደብረ ማርቆስ ህንፀቱ ተጀሚሩ።
እቲ ህንፀት ንምክያድ ዘግሊ ካሕሳ ብር 274 ሚሊየን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ከምዝሸፈኖ…
ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ምፍራይ ሽምዓ፣ ዘይቲ፣ ሳሙናን ካልሲን ዘሰልጠኖም 110 መናእሰይ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ትሕብብር ልምዓት ጀርመን(ጂ.አይ. ዜድ) ብምትሕብባር ኣብ ምፍራይ ሽምዓ፣ ዘይቲ፣ ሳሙናን ካልሲን ዘሰልጠኖም 110 መናእሰይ ኣመሪቑ።
ሚኒስትር ሙፈሪሃት ካሚል፥ ተምሃሮ ካብ ተካላት ተምህርቲ እንተይወፅኡ ንስራሕ…
ከይዲ ዕዳጋን ፍሪያትን ጨው ኣብ ልዕሊ ጥዕና ዜጋታት ዝህልዎ ፅዕንቶ ኣድሂቡ ኣብ ዝተገበረ መፅናዕቲ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ዕዳጋን ፍሪያትን ጨው ኣብ ልዕሊ ጥዕና ዜጋታት ዝህልዎ ፅዕንቶ ኣድሂቡ ኣብ ዝተገበረ መፅናዕቲ ዘተ ተኻይዱ።
ሚኒስትር ዕደና ኢንጅነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ፍሪያት ኣብ ልዕሊ ጥዕና ዜጋታት…
ቢሮ እቶት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ 39 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ 39 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ።
34 ቢሊየን ብር ንምእካብ ተሊሙ እናሰርሐ ዝፀንሐ እቲ ቢሮ፥ 39 ቢሊየን ብር ክእክብ ከምዝኸኣለ ብምሕባር፤ ንእሙናት ከፈልቲ ግብሪ እውን…