Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ግዚያዊ ውፅኢት ድምፂ እቲ ህዝበ ውሳነ ንህዝቢ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ውፅኢት ድምፂ ኣብ ትሕቲ ብሄር ብሄረሰባት ክልል ደቡብ ናይ ዝርከባ 6 ዞባታትን ሓሙሽተ ፍሉያት ወረዳታትን ናይ ዝተኻየደ እቲ ህዝበ ውሳነ ንህዝቢ ዕላዊ ከምዝኾነ ናይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ምርጫ ቦርዲ ኣፍሊጡ።
ናይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ምርጫ ቦርዲ…
ኣይተ ማሞ ምህረቱን ዶ/ር እዮብ ተካልኝን ምስ ሚኒስትር ንግዲ ፈረንሳይ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱን ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ዶክተር እዮብ ተካልኝን ምስ ሚኒስትር ንግዲ ፈረንሳይ ኦሊቪየር ቤችት ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ዘሎ ምትሕብባር ንግዲ ምጥንኻር ኣብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣልያን ጆርጂያ ሜሎኒ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣልያን ጆርጂያ ሜሎኒ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራትን ካልኦት ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ትኹረት ገይሮም ከምዝተመያየጡ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወት ሰብ ብምጥፍኡ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወት ሰብ ብምጥፍኡ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ብዘጋጠመ ጉድኣት ምሕዛኖም ገሊፆም።…
ልዕሊ 900 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 933 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ክሳብ ሕዚ ብዝተገበረ ዜጋታት ናይ ምምላስ ስራሕ ቁፅሮም 39 ሺሕን 382 ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን ምምላስ…
ምሕዝነት ኢትዮጵያን ጣልያንን ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ጣልያንን ንብዙሓት ዘበናት ዝፀንሐን ውፅኢታዊ ዝኾነ ምሕዝነት ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ጣሊያን ሮም ምእታዎም ይዝከር።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…
ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ሓዱሽ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ሓዱሽ ተወካሊ ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣቡባካር ካምፖ ተዛቲየን።
ኣብ ዘተአን ድማ ብሓባር ኣብ ዘሳልጡዎም ጉዳያት ጥዕና ህፃናት፣ ሃነፅቲ ምግቢ፣ ንህፁፅ እዋን ግዘ ኣብ ዝህብ…
ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ኢንቨስትመንት መዓድን ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ “ዘፈር መዓድን ኣፍሪካ ብመዋእለ ንዋይ ምሕጋዝ” ብዝብል ዝተሰነናደአ መድረኽ ዘተ ትሳተፍ ኣላ።
ንኢትዮጵያ ብምውካል ሚኒስትር ዴኤታ መዓድን ፌዴሪኢ ኣይተ ሚሊየን ማትዮስ ተሳታፊ ከምዝኾኑ ካብቲ…
ሰራዊት ምክልኻል ውሽጣዊን ግዳማዊን መጥቃዕቲታት ክምክት ዘኽእል ስራሕቲ ሪፎርም ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ውሽጣዊን ግዳማዊን መጥቃዕቲታት ክምክት ዘኽእል ስራሕቲ ሪፎርም ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ።
ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም ሚኒስቴር ምክልኻል ይግምግም…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ጣሊያን ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ጣሊያን ኣምሪሖም።
ኢትዮጵያን ጣሊያንን ብዜሕ ዓመታት ዘቑፀረ ከልቲኣዊን ዲፕሎማሲያዊን ርክብ ከምዘለወን ኢቢሲ ፀብፂቡ።
#Ethiopia
Abiy Ahmed Ali
Office…