Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ቱርኪ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝበፅሐ ሓደጋ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣብ ደቡባዊ ቱርኪ ሎሚ ወጋሕታ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ንዝበፅሐ ሕልፈት ህይወት፣ ጉድኣት ኣካልን ዕንወት ንብረትን ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ህይወቶም ንዝሰኣኑ ስድራቤታት ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ከተማ ደሴ ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ከተማ ደሴ ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት የካይዱ ኣለዉ። ኣብቲ ዑደት፥ ልዑል ውፅኢት 12 ክፍሊ ዝተመዝገበሉ ቤት ትምህርቲ ርእዮም። ኣብ ቀፃሊ ኣብታ…

ብምክንያት ጎንፂ ተቋሪፁ ዝነበረ ቀረብ ሓይሊ 99 ሚኢታዊ ናብ ኣገልግሎት ተመሊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ብምክንያት ጎንፂ ተቋሪፁ ዝነበረ ቀረብ ሓይሊ 99 ሚኢታዊ ናብ ኣገልግሎት ክምልስ ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ። ሸሞንተ በዓል 230 ኪሎ ቮልትን ሓሙሽተ በዓል 132 ኪሎ ቮልትን ዓቕሚ ዘለዎም መከፋፈሊ ጣቢያታት ተፀጊኖም ኣገልግሎት…

ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ህዝበ ውሳነ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ህዝበ ውሳነ ኣብ ትሕቲ ብ/ብ/ህ/ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ዝርከባ ሽዱሽተ ዞባታት (ኮንሶ፣ ደቡብ ኦሞ፣ ወላይታ፣ ጋሞ ፣ ጌዴኦ፣ ጎፋ)ን ሓሙሽተ…

ናብ ትግራይ ንዝጅመር ትራንስፖርት ምድሪ ዘገልግሉ 6 ድልድላት ተፀጊኖም ንኣገልግሎት ድልዋት ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ትግራይ ንዝጅመር ትራንስፖርት ምድሪ ዘገልግሉ ቅድመ ሐዚ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ዝነበሩ ሽዱሽተ ድልድላት ተፀጊኖም ንኣገልግሎት ድልዋት ከምዝኾኑ ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ምምሕዳር ዳይሬክተር ስራሕቲ ድልድልን ስትራክቸርን ኢንጂነር…

ፅባሕ ኣብ ክልል ደቡብ ህዝበ ውሳኔ ክካየድ ኢዩ – ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ክልል ብሄር፣ ብሄረ ሰባትን ህዝቢታን ደቡብ ህዝበ ውሳኔ ከምዝካየድ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ትሕቲ እቲ ክልል ዝርከባ ዞባታት ጋሞ፣ ጎፋ፣ ዎላይታ፣ ጌዴኦ፣ ኮንሶን ደቡብ ኦሞን÷ ህዝበ ውሳነ ክካየድ ኢዩ ኢሉ፡፡…

ፅባሕ ንዝካየድ ህዝበ ውሳነ ምድላው ከምዝተዛዘማ ዝተፈላለያ ዞባታት ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ፅባሕ ንዝካየድ ህዝበ ውሳነ ምድላው ከምዝዛዘማ ዝተፈላለያ ዞባታት ኣፍሊጠን። ፍሉይ ኣማኻሪ ኣመሓዳሪ ዞባ ጎፋ ተፀዋዒ ህዝበ ውሳነን ብርሃኑ ደቻሳ ከምዝገለፁዎ÷ ምስ ነበርቲ፣ ዓበይቲ ዓዲን ምስ…

ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ መሸጣ ኤሌክትሪክ ናብ 40 ሚሊየን ዶላር ዝፅጋዕ ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ ፍርቂ በጀት ዓመት ናብ ጅቡቲን ሱዳንን ካብ ዝቐረበ መሸጣ ኤሌክትሪክ 39 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዝፅጋዕ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣፈፃፅማ ትልሚ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ዝተገበረ መሸጣ ኤሌክትሪክ 89…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብልዕሊ 200 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ የካ ገበርቲ ሰናይ ብምስታፍ ብልዕሊ 200 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፁ ሰብ ተኮር ፕሮጀክታት ተመሪቖም። ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ኣብ ዘስመዐኦ መደረ÷ “ኣብ ሰብ ትኹረት ዝገበሩ…

ህወሓት ዘረከቦም መሳርሒታትን ተሽከርከርቲን ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ከምዝተጀመረ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ዘረከቦም መሳርሒታትን ተሽከርከርቲን ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ከምዝተጀመረ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ሞንጎ ኣመራርሓታት መንግስቲን ህወሓን ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ኬንያብ ብዝተበፅሐ ስምምዕ ሰላም መሰረት ብምግባር÷ ሰራዊት ምክልኻል…