Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስን ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ኢትዮጵያን ኣብ ምርምርን ልምዓት ሓይሊ ሰብን ተሓባቢሮም ንምስራሕ ተሰማሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስን ኢንስቲትዩትን ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ኢትዮጵያን ኣብ ምርምርን ልምዓት ሓይሊ ሰብን ተሓባቢሮም ንምስራሕ ተሰማሚዖም።
ብተወሳኺ እውን እቲ ሰምምዕነት፤ ብመሰረት ቴክኖሎጂ ልምዓት ምልማዕ፣ ብምርምርን ልምዓትን፣ ብልምዓት ሓይሊ…
ዶ/ር ሊያ ታደሰ ኣብ ክልል ጋምቤላ ንዝርከቡ ዓቕሚ ንዘይብሎም ስድራታት ሕድሳት ኣባይቲ ኣጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ኣብ ክልል ጋምቤላ ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ዘስርሖም ስራሕቲ ዓቕመ ደካማ ሕድሳት ኣባይቲ ኣጀሚረን።
ሰናይ ግልጋሎት ወሃብቲ እቲ ክልልን ዶክተር ሊያን ፤ኣባይቲ ዓቕመ ደካማ ስድራታት ብምሕዳስ ዝጀመሩ እንኾውን፤ኣብ ቀፃሊ…
መጉዳእቲ ዘጋጠሞም ወገናት ኣብ ምሕጋዝ ዜጋታት ክጓየዩ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፃውዒት ኣቕሪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መጉዳእቲ ዘጋጠሞም ወገናት ኣብ ምሕጋዝ ዜጋታት ክጓየዩ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፃውዒት ኣቕሪበን።
መበል 14 ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ከምዘሎ ይፍለጥ።
ኣብቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ…
ብሜ/ጄኔራል ተስፋዬ ኣያሌው ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን ኣካላት ፀፅታን ናብ ባይደዋ ኣቕኒዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓላፊ ምደባ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ጊዚያዊ ኣተሓባባሪ ኮማነድ ስት ፀፅታን ሜጀር ጄኔራል ተስፋዬ ኣያሌው ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን ኣካላት ፀፅታን ናብ ባይደዋ ኣቕኒዑ።
እቲ ጊጅለ ኣብ ባይደዋ እንትበፅሕ ብዋና ኣዛዚ…
ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱዓለም፣ ሓመራርሓ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖትን ኣቦታት ሃይማኖትን ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ።…
ፈላማይ ብሄራዊ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ብሄራዊ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ፥ “ኢንተርኔት ንሓቛፊ ልምዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።
ኣብቲ ጉባኤ፥ ፈተናታትን ዕድላት ኢንተርኔት ብዝምልከት ዝለዓሉ ሓሳባት ምይይጥ ከምዝግበረሎም ተገሊፁ።…
ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ንበጀት ዓመት 2015 ልዕሊ 3 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት ስሩዕ ጉባኤ ንበጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 3 ቢሊየን 405 ሚሊየን 105 ሺሕ ብር ንኽኸውን ኣፅዲቑ።
ምክትል ሓላፊ ቢሮ ገንዘብን ምትሕብባር ኢኮኖሚን ኣብዱልባሲጥ ኣቡበከር÷ ካብቲ ዝተትሓዘ…
1 ሺሕን 41 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 41 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 37 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 859 ደቂ ተብዕትዮን 145…
ኢትዮጵያ 90 ሚኢታዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፍልፍላ ካብ ፅሩይን ሓምለዋይን ፍልፍለታ ሓይሊ ዝተረኸበ ኢዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ 90 ሚኢታዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፍልፍላ ካብ ፅሩይን ሓምለዋይን ፍልፍለታ ሓይሊ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ሚኒሰስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም።
መድረኽ ተበግሶ ንብረት ኣየር ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ…
ዶክተር መሳይ ሃይሉ ምስ ተወካሊ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕረተሰብ ኢትዮጵያ ዶክተር መሳይ ሃይሉ ምስ ተወካሊ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ቦውሬማ ሳምቦ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕረተሰብ ኢትዮጵያን ውድብ ጥዕና ዓለምን ዘሎ…