Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንፈለማ እዋን ምስ ኣተሓባባሪ ኮሚቴ ኣተገባብራ ስምምዕነት ሰላም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንፈለማ እዋን ምስ ኮሚቴ ኣተሓባባሪ ትግበራ ስምምዕነት ሰላም ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ክሳብ ሕዚ ኣብ ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላም ዝተሳለጡ ተግባራት ዝተገምገሙ እንትኾኑ÷ ኣብ ቀፃሊ ትኹረት ኣብ ዘድልዮም ጉዳያት ኣንፈት…

ኣብ ኣፈፃፅማ ስርዓት ሽግግር ፍትሒ ትኹረት ብምግባር ንኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓ ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፈፃፅማ ስርዓት ሽግግር ፍትሒን ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ሓላፍነት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመደበ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያታት ሰብኣዊ መሰል ዘለዋ ቅዋም ትኹረት ብምግባር ንኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓ ገለፃ ተገይሩ። ላዐለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ሩሲያ ሃገራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ጠጠው ከምትብል ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ሎሚ እውን ከምትማሊ ሃገራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ጠጠው ከምትብል ኣረጋጊፃ። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሸገር ኣብ ፓርላማ ሩሲያ ሓላፊ ምትሕብባር ቤት ምኽሪ ሩሲያን ሃገራት ኣፍሪካን ምስ ዝኾኑ ኒኮላይ…

ካብ ኣሰራርሓ ስርዓት ድጎማ ወፃእ ብዝኾነ መገዲ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣሰራርሓ ስርዓት ድጎማ ወፃእ ብዝኾነ መገዲ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ እናተወሰደ ምዃኑ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝሓበሮ÷ ስርዓት ድጎማ ነዳዲ ካብ ዝፈቕዶ ኣሰራርሓ ወፃእ ብዝኾነ መፈዲ…

ትምህርቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ስሩዕን ዘይስሩዕን ሰርዓታት ትምህርቲ ምክታት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትምህርቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ስሩዕን ዘይስሩዕን ሰርዓታት ትምህርቲ ምክታት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ። እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስቴር ትምህርቲን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብሓባር ዝኸተምዎ ኢዩ። ሚኒስትር ትምህርቲ ፕ/ር ብርሃኑን ዋና…

ባህሊ፣ ክብሪን ስነ-ምግባርን ሓደ ማሕበረሰብ ንምሕላው ወለዶ ባህሉን ክብሪታቱን ክመሃር ይግባእ – ከንቲባ አዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህሊ፣ ክብሪን ስነ-ምግባርን ሓደ ማሕበረሰብ ንኽሕሎ ወለዶ ባህሉን ክብሪታቱን ምምሃር ከምዝግባእ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። መበል 14 ከተማ ሓቆፍ ፌስቲቫል ባህሊ “ባህሊታትና መሰረት ሓድነትና!” ብዝብል መሪሕ ቃል…

ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ውፅኢታዊ ስራሕቲ ተሳሊጦም – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተሳለጡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ንክልተ መዓልቲ እናተኻየደ ዝፀንሐ ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት 2015 ዓ.ም ኣባላት ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ…

ፍትሓዊ ሕቶታት መሰረተ ልምዓት ዜጋታት መልሲ ክረኽቡ ይግባእ – ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍልጠት ዝተመርኮሰ ርክብ ብምፍጣር ፍትሓዊ ሕቶታት መሰረተ ልምዓት ዜጋታት መልሲ ክረኽቡ ከምዝግባእ ኣፈ ጉበኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። መድረኽ ዘተ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን በዓል መዚ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን ይሳለጥ…

ኣብ ትግራይ 12 ዓይነት ስሩዕ ክታበታት ይወሃቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ 12 ዓይነት ስሩዕ ክታበታት ይወሃቡ ከምዘለዉ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ዴስክ ክታበት ኣዴታትን ህፃናትን መልካሙ አያሌው፥ ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ኣብ ትግራይ ንህፃናት ኣድለይቲ ዝኾኑ ክትባታት ንምብፃሕ በምውዳድ…

ኣብ ጉባኤ ዩኔስኮ 2 ሓድጊታት ኢትዮጵያ ብዓለም ለኸ ሓድጊ ንኽምዝገቡ ትፅቢት ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ዝድህሰስን ሓደ ዘይድህሰስን ብድምሩ ክልተ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ብዓለም ለኸ ሓድጊ ንኽምዝገቡ ትፅቢት እናተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ። ኣብ በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊታት…