Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክ/ከተማ ቂርቆስ ኣብ 90 መዓልቲታት ዝተሃነፁ ፀገም ፈታሕቲ ፕሮጀክታት ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 4 ኣብ 90 መዓልቲታት ዝተሃነፁ ፀገም ፈታሕቲ ፕሮጀክታት ተመሪቖም።
ኣብ መዓል ካብ 300 ሺሕ ክሳብ 400 ሺሕ ባኒን ኬክን ከፍሪ ዝኽእል ፋብሪካ መፍረዪ ባኒን ኬክን ካብ ሞንጎ ዝተመረቑ…
ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ኣቡባካር ካምፖ ዘቲዮም።
እቶም ርእስ ምምሕዳር፥ ዩኒሴፍ ኣብቲ ክልል ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ዝገብሮ ዘሎ ስራሕ ንኢዶም።
ኣብ ቀፃሊ እቲ ትካል ኣብቲ ክልል…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ድሮን ዕለተ ትንሳኤን ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም ክብል ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ም/ ኮማንደር ማርቆስ ታደሰ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ጥማዕ ክታበት ኮሌራ ክትባት ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ግብረ ሓይሊ ምቁፅፃር ኮሌራ ንሚኒስቴር ልዕሊ1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ጣማዕ ክታበት ኮሌራ ብሓገዝ ኣበርኪቱ፡፡
እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ክታበት ኮሌራ ሎሚ ዕለት ናብ ኢትዮጵያ ምእታዉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ኣብ ክልላት…
ኣብ ፕሮጀክት ፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ብምግባር ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ልዝብ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ፕሮጀክት ፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ብምግባር ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ይዛተ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ቀረብ ሓይሊ፣ ማኑፋክቸሪንግን ትራንስፖርትን ዘድሀበ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡…
ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ምስ ሓለፍቲ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ዝገብሮ ዝነበረ ዘተ ዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ምስ ሓለፍቲ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ንሓደ ሰሙን ዝገብሮ ዝነበረ ዘተ ዛዚሙ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሽ በቀለ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ሒሳቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሱዳን መዘነኦም ብስልኪ ተዛቲዮ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሱዳን ኣሊ ኢል ሳዲግ ኣሊ ብስልኪ ተዛቲዮም፡፡
ኣይተ ደመቀ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም፥ ምስ ሱዳን መዘነኦም ኣብ ዝገበርዎ ልዝብ ኢትዮጵያ ንህዝቢ…
ህዝቢ ሱዳን ሐዚ ካብ ዘጋጠሞ ኩነታት ናይ ምውፃእ ክእለትን ጥበብን ዘለዎ ህዝቢ ኢዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ 9፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ) ህዝቢ ሱዳን ሐዚ ካብ ዘጋጠሞ ኩነታት ናይ ምውፃእ ክእለትን ጥበብን ዘለዎ ህዝቢ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብታ ሃገር ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቶም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ጎረበት ህዝቢ…
ኣምባሳደራት ንበዓል ፋሲካ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲታትን ኣምባሳደራትን ዝተፈላለያ ሃገራ በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር ንተኸተልቲ እምነት ክርስትና መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም።
ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪሂን፥ “በዓክ ፋሲካ መግለፂ ሓዱሽ ህይወትን ሓዱሽተስፋን ኢዩ”…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንበዓል ፋሲካ መልእኽቲ እንኳዕ ኣፀሐኩም ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣፀሐኩም ኣመሓላሊፈን።
ኣብ መልእኽተን ድማ÷ “ንክርስቲያናት ሃገርና እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም! ኢየሱስ ክርስቶስ ስቓይን ሞትን ከምዘሎ…