Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ልዕሊ ዕጡቕ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ዝውሰድ ዘሎ ዝተዋደደ ስጉምቲ ብዘኹርዕ ዓወት ተዓጀቡ ይቕፅል ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ዕጡቕ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ዝውሰድ ዘሎ ዝተዋደደ ስጉምቲ ብዘኹርዕ ዓወት ተዓጀቡ ይቕፅል ኣሎ ከብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ቅድሚ ሒደት መዓልታት “ኣቶ” ኣብ ዝበሃል ቦታ ናብ…
ኢትዮጵያን ሩስያን ብዓውዲ ኢኮኖሚ፣ ንግዲ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያን ሩስያን ብዓውዲ ኢኮኖሚ፣ ንግዲ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝተስማዕማዓ ተገሊፁ።
ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭን ኣይተ ደመቀ…
ኣብ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ጥንኩር ስጉምቲ እናተወሰደ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ዝርከብ ጥምር ሓይሊ ፀፅታ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ጥንኩር ስጉምቲ እናተወሰደ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ኣዛዚ ክፍለ ሰራዊት 94 ኮሎኔል ታደሰ ጉተማ÷ እቲ ጥሙር ሓይሊ ፀፅታ ግብረ ራዕዲ ሸኔ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ተዛቲየን።
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑደት ዝገብሩ ዘለዉ እቶም ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ፥ ትማሊ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይዝከር።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ…
ክሳብ ሐዚ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓበቕ ህበይ ዝተትሓዘ ሰብ የለን-ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሐዚ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓበቕ ህበይ ዝተትሓዘ ሰብ የለን ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስቴር ጥዕናን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ኣብ እዋናዊ ለበዳታት ጥዕና ጠሚቶም መግለፂ ሂቦም።
ኣብ መግለፂኦም፥ ብዝተገበረ ክትትል…
ኣሜሪካ ብምኽንያት ድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 488 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 488 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ።
ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን፥ እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ንመራኸብቲ ሓፋሽ መግለፂ ሂበን።…
ዛዕባ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ፈተናታት ብምፅዋር ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዛዕባ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ፈተናታት ብምፅዋር ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ።
መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ከም ለበዳ ኮቪድ-19፣ ጎንፂ፣ ድርቂን ዝቕባባ ዋጋን ዝበሉ ፈተናታት ብምፅዋር፥ ዛዕባ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣብ…
ሎሚ እውን ከም ትማሊ፥ ፈተናታት ብዓወት ተሳጊርና፣ ኣእዳውና ንምስግን ክንዝርግሕ ኢና-ቀዳማይ ሚሊስትር ኣቢይ ኣሕመድ
አዲስ አበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ እዉን ከም ትማሊ፣ ፈተናታት ብዓወት ተሳጊርና፣ አእዳዉና ንምጋና ክንዝርግሕ ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ
ዝኸበርኩም ህዝብታት ሃገርና
ኢትዮጵያዉያንን ኢትዮጵያውያትን
ኢትዮጵያ ዝብል ሸም ንሽግራት ዘይምበርካኽ ብፈተና…
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ ኣማሲዮም ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
ሰርጌይ ላቭሮቭ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን…
ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ክፋል እዛ ሃገር ዘሎ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ምውሳና መርኣያ ሰላም ምዃና ዳግማይ ዘረጋግፅ ኢዩ-ኣምባሳደር ኣለልኝ ኣድማሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ክፋል እዛ ሃገር ዘሎ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ምውሳና መርኣያ ሰላም ምዃና ዳግማይ ዘረጋግፅ ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣድማሱ ገሊፆም።
እስራኤል ጎንፂታት ኢትዮጵያ ብሰላም ንምፍታሕ ዝግበሩ ፃዕሪታት…