Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ልኡኻት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘርአዩዎ ሃገራዊ ሓድነትን ዘምፅኡዎ ውፅትን ፍሉይ ኣቀባብላ ክግበረሎም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኻት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዘርአዩዎ ሃገራዊ ሓድነትን ዘምፅኡዎ ውፅትን ፍሉይ ኣቀባብላ ከምዝግበረሎም ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ኣፍሊጡ። ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝተኻየደ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም…

ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምና ምዕባለን ንምርግጋፅ ዝግበር ፃዕሪ ንምድጋፍ ቆራጽ ከምዝኾነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልላዊ ምምሕዳራትን ኢሉ እውን ምስ ትካላት ማሕበረሰብ ብምትሕብባር ኣብታ ሃገር ሰላምና ምዕባለን ንምርግጋፅ ዝስርሑ ስራሕቲ ንምድጋፍ ቆራጽ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ። ኣብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ…

ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝኸውን ሓገዝ 6 ሚሊየን ዶላር ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ 6 ሚሊየን ዶላር ገይራ። እቲ ሓገዝ ብዩኒሴፍ ኣቢሉ ብድርቂ ነዝተጎድኡ ኣርባዕተ ክልላት ዝወሃብ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እዚ ድማ በቲ ድርቂ ንሕፅረት ምግቢ ንዝተቓልዑ…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ዕላምኡ ኣብ ከይዲ ምፍላጥ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እዛ  ሃገር ልዑል ምትሕብባረን ተቐባልነትን ከምዝረኸበ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ዕላምኡ ኣብ ከይዲ ምፍላጥ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እዛ  ሃገር ልዑል ምትሕብባረን ተቐባልነትን ከምዝረኸበ ገሊፁ። ምክትል ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሂሩት ገብረስላሴ ከምዝበልኡ÷  ክሳብ ሐዚ ምስ መራሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ፣ ሲቪክ…

ኣብ ክልል ዓፋር ዘሎ ሰላም ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣብ ዝኽእለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብቲ ክልል ዘሎ ሰላም ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣብ ዝኽእለሉ ኩነታት ብምድሃብ ምስ ዓበይቲ ዓዲን ኣቦታት ሃይ፣ኖትን ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ዘተ ብቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ዝተሰናደአ እንትኸውን፥…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ዝተፈላለዩ ገበናት እናፈፀሙ ዝነበሩ ኣካላት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ሜላታት ዝተፈላለዩ ገበናት እናፈፀሙ ዝነበሩ ኣካላት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ እታ ከተማ ገሊፁ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ፥ ኣብታ ከተማ ዘረፋን ስርቂን…

ሃገራዊ ዘተ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዲያስፖራ ግድኡ ንክዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዘተ ውፅኢታዊ ንክኸውን ዲያስፖራ ግድኡ ንክዋፃእ ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ፃውዒት አቻቕሪቡ። “ኣብ ሃገራዊ ዘተ ግደ ዲያስፖራን ተመክሮ ካልኦት ሃገራትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ።…

ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተኸከፈተ ኲናት ሓበሬታ ብሓበራዊ ፃዕሪ ድሕንነት ሳይበርን ካልኦት ትካላትን እናተመከተ ይርከብ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተኸከፈተ ኲናት ሓበሬታ ብሓበራዊ ፃዕሪ ድሕንነት ሳይበርን ካልኦት ትካላትን እናተመከተ ከምዝርከብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ 30 ሰነ 2014 ዓ.ም ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃቡዎ…

ኢትዮጵያ ተካይዶ ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢ ዶብ ዘለል ብፅሒት ከምዘለዎ ሙሁራን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ተካይዶ ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢ ዶብ ዘለል ብፅሒት ከምዘለዎ ሙሁራን እቲ ዓውዲ ገሊፆም። ዓለም ብለውጢ ንብረት ኣየር ኣብ እትሕመሰሉ እዋን ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ልምዓት ሓምለዋይ ኣሰር ንእዋኑ ዝጠልብ ስራሕ ከምዝኾ እቶም ሙሁራን…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ዓለም ለኻዊ ሰብ ሞያታት ሰብኣዊ መሰል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ዓለም ለኻዊ ሰብ ሞያታት ሰብኣዊ መሰል ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ወርሒ ግንቦት ኣብ ጄኔቫ ዝተኻየደ ዘተ ስዒቡ ዝተገበረ ከምእዝኾነ ተገሊፁ። እቶም…