Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀ/ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ንሓዱሽ ዓመት ቻይና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም  ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ቻይና ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ንህዝቢ ቻይናን መንግስቲን እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት ብሰላም ኣብፀሐኩም ክብሉ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒቶም ብማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም…

ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ዘተ ፈፃሚ ስራሕ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ዘተ ፈፃሚ ስራሕ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ዘተ ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተኻየደ ምዃኑ ካብቲ ፓርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana ድረ…

ሓይሊ ኣየርን ሜኬናይዝድን ዘበናዊ ብምግባር ኲናት ብዘበናዊ መሳርሒ ኲናትን ውሱን ሓይሊ ሰብን ናይ ምዝዛም ዓቕሚ ይህነፅ ኣሎ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ኲናት ኣዋሽ ኣርባ ብምርካብ ብምውዳድ ሓይሊ ኣየርን ሜኬናይዝድን ዝተገበረ ወተሃደራዊ ምርኢት ጥምር ሰራዊት ተዓዚቦም። ሓይሊ ኣየርን ሜኬናይዝድን ዘበናዊ ብምግባር ኲናት ብዘበናዊ መሳርሒ…

ዝተረኸበ ኣፋፍኖት ሰላም ክንከናኸኖ ይግባእ- ጄኔራል ኣበባው ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረኸበ ኣፋፍኖት ሰላም ክንከናኸኖ ይግባእ ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ተዛሪቦም። እቶም ጀነራል ኣብ ምዕራብ እዚ ኣብ ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ ተረኺቦም ከምዝበልዎ፥ እቲ ሰራዊት ንሃገሩ ክብሪን…

መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ንዘድሊዮም 21 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ንዘድሊዮም 21 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ንክገብሩ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ብምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍርይ 6 ዓይነታት ፍርያት ናብ ዓለም ለኸ ዕደጋ ክፅምበሩ ከምተዝገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍርይ 6 ዓይነታት ፍርያት ናብ ዓለም ለኸ ዕደጋ ክፅምበሩ ከምዝገበረ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ሚኒሰቴር ኢንዱስትሪ ፌዴሪኢ በጀት ዓመት 2015 ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 6 ኣዋርሕ ኣብ ከተማ ጎንደር የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ…

1 ሺሕን 173 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 173 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ መንጎ እቶም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ እተም 12 ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ነቶም ተመለስቲ ዜጋታት ኣብ መፅንሒ ማእኸላት ግቡእ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምምሕያሽ ታሪፍ መጓዓዚያ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ጥሪ ዝተገበረ ምምሕያሽ ዋጋ ነዳዲ ኣብ ገምት ዘእተወ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምምሕያሽ ታሪፍ መጓዓዚያ ከምዝተገበረ ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ኣፍሊጡ። እቲ ሓዱሽ ምምሕያሽ ታሪፍ መጓዓዚያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ተግባር ከምዝውዕል ድማ ተሓቢሩ።…

ብሪታኒያ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 16 ሚሊየን ፓውንድ ሓገዝ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂን ጎንፂን ንዝተጎድኡ ከባቢታት ልዕሊ 16 ሚሊየን ፓውንድ ሓገዝ ከምዝገብር መንግስቲ ብሪታኒያ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ልምዓት ብሪታኒያ ኣንድሪው ሚሸል ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሓገዝ ትግራይ ሓዊሱ ብድርቂን ጎንፂን ንዝተጎድኡ ወገናት ከምኡ…

መገዲ ክፍሊት ኣዲስ-ኣዳማ ናብ ኣደማ መውፅኢ ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ሓደጋ ትራፊክ ተዓፂዩ ዝነበረ መገዲ ክፍሊት ኣዲስ-ኣዳማ ዋና ናብ ኣደማ መውፅኢ መስመር ንተሽከርከርቲ ክፍቲ ከምዝተገበረ ኢንተርፕራይዝ መገዲታት ክፍሊት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። መራሒት ጉጅለ ኮሙኒኬሽን እቲ ኢንተርፕራይዝ ዘሃራ መሃመድ ንፋና…