Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ህፁፅ ሰብዓዊ ሓገዝ ዝፀዓና 13 ተሸከርከርቲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ናብ ሰቆጣ ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ሰብዓዊ ሓገዝ ዝፀዓና 13 ተሸከርከርቲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ናብ ከተማ ሰቆጣ ኣቲየን።
እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ብኣተሓባባራይነት ኤፍ ኤች ኢትዮጵያን ብኣቕራብነት ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ኣብ ወረዳ ኣበርገለ ዝርከባ ጣቢያታት ዝርከቡ ህፁፅ ሓገዝ…
ኣፍሪካዊ ፀገማት ብኣፍሪካውያን ንምፍታሕ ዝግበር ፃዕሪ ንምሕጋዝ ኣብ ሞንጎ ሰለስተ ላዕለዎት ትክላት ትምህርቲ ስምምዕነት ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካዊ ፀገማት ብኣፍሪካውያን ንምፍታሕ ዝግበር ፃዕሪ ብመፅናዕቲን ምርምርን ንምሕጋዝ ኣብ ሞንጎ ሰለስተ ላዕለዎት ትክላት ትምህርቲ ኣፍሪካ ስምምዕነት ተገይሩ።
እተን ትካላት መፅናዕቲን ምርምርን ዘተሓባብር ሓበራዊ ግበረ ሓይሊ ምጥያሸን ተገሊፁ፡፡…
ኣብ ክልል ቤኒሻጉል ጉሙዝ ልዕሊ 83 ሺሕ ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻጉል ጉሙዝ ልዕሊ 83 ሺሕ ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ከምዝተመለሱ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ታረቀኝ ታሲሳ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ ክልል ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብምኽንያት ሰብ…
ኮሚሽነር ሌሊሴ ነሜ ምስ ሓላፊ ጉዳያት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኮሚሽነር ሌሊሴ ነሜ ምስ ሓላፊ ጉዳያት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጆን ሮቢንሰን ተዛቲየን።
ኣብቲ ምኽክር ኣብ ሞንጎ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን መንግስቲ ኣሜሪካን ብዛዕባ ዘሎ…
ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲን ኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ሓበሬታ ንምልውዋጥ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲን ኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ብቴክኖሎጂ ኣቢሉ ሓበሬታ ንምልውዋጥ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት፥ ብሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉን ዋና…
ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣብ ዝርከባ ሸውዓተ ወረዳታት ባልዕ ተምች ከምዘጋጠመ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣብ ዝርከባ ሸውዓተ ወረዳታት ባልዕ ተምች ከምዘጋጠመ መምርሒ ሕርሻ እታ ዞባ ኣፍሊጡ።
መራሒ ጉጅለ ልምዓት ዝራእቲ እቲ መምርሒ ኣይተ ኣበበ ጌታቸው ከምዝበሉዎ፥ ኣብ ወረዳታት ሃገረማርያም፣ ምንጃር፣ በረሀት…
ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተነቢሩ ዝነበረ ኣዋጅ እቶ እቶ ተላዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ከተማ ጋምቤላ ምስ ዝነበረ እዋናዊ ኩነታት ተተሓሒዙ ተነቢሩ ዝነበረ ኣዋጅ እቶ እቶ ከምዝተልዓለ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ኣብ ክልል ጋምቤላ ምንቅስቓስ ሰብን ተሸከርከርቲን ካብ ምሸት ሰዓት 2 ጀሚሩ ክሳብ ንጉሆ ሰዓት 11፡30…
ኣምባሳደር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓለው ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብድርቂን ጎንፂን ኣብ ፀገም…
ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ኣኼብኡ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ 6ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት 3ይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ።
ንክልተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ ኣኼባ እቲ ጨፌ፥ ፀብጻብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ብምስማዕ ዓሚቕ ዘተ ክገብር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡
ኣብ ትልሚ 2015 ዓ.ም ኣድሂቡ…
ኣብ ታኒዛኒያ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታኒዛኒያ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 66 ኢትዮጵያዊያን ሎሚ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ዓለም ለኸ ዳይሬክተር ትካል ስደተኛታት ታኒዛኒያ ዶክተር ቃሲም ሱፊ፥ እቶም ዜጋታት ኣብ ምምላስ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት፣ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር፣…