Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጉባኤ ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ስካይላይት ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ÷ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኦፍ ኣፍሪካን ኣትሌቲክስ ሃማድ ካልካባ ማልቡም፣ ፕሬዚዳንት ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካን ፕሬዝዳንት ኣትሌቲክስን ጀነራል…
በዓል ጥምቀት ኣብ ዝኽበረሎም ቦታታት ዝርከቡ ክፋላት ሕረተሰብ ኣጋይሽ ብኢትዮጵያዊ ጨዋነት ከተኣናግዱ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ዝኽበረሎም ቦታታት ዝርከቡ ክፋላት ሕረተሰብ ኣጋይሽ ብኢትዮጵያዊ ጨዋነት ከተኣናግዱ ሚኒስቴር ቱሪዝም ፃውዒት ኣቕሪቡ።
በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ። ብድምቀት ዝኽበር በዓል ከምዝኾነ ሓበሬታ ሚኒስቴር ቱሪዝም…
ኣምባሳደራት ኣብ ፕሮጀክት ጎርጎራ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣምባሳደራት ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣብ ዝኾነ ፕሮጀክት ጎርጎራ ዑደት ገይሮም፡፡
እቶም ኣምባሳደራት፤ እቲ ፕሮጀክት ዝርከበሉ ደረጃ ተዘዋዊሮም ዝተዓዘቡ እንትኾኑ÷ ከይዲ ህንፀቱ ዝምልከት መብርሂ…
ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ ኣብ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይቲ ብምዃን ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ሳልሳይ ዙር ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይቲ ብምዃን ተዓዊታ።
ንፍፃመ ምዕራፍ ውድድር ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ውድድር ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ…
ፋና ላምሮት ፅዕንቶ ፈጣሪ ኮይኑ ንክቕፅል መሰረታዊ ለውጢ ይግበር ኣሎ – ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ላምሮት ኣብ ዓውዲ ተሃድሶ ቴሌቪዥን ልዑል ተቐባልነት ንክህልዎን ፅዕንቶ ፈጣሪ ኮይኑ ንክቕፅልን ኣብ ቀፃሊ መሰረታዊ ለውጢ ይግበር ኣሎ ምህላዉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ገሊፆም።
ሳልሳይ ዙር ውድድር…
ዩኒቨርሲቲ ጅማ ልዕሊ 3 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ በዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝሰልጠኑ 3 ሺሕን 206 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
እቶም ተምሃሮ ብዓውዲ ሕክምና፣ ተፈጥሮ ሳይንስ፣ ማሕበራዊ ሳይንስን ወዘተ ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።
ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እቶም 296 ብሕክምና…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 16 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ንካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ኣተሓሕዛ ዘላቒ መሬት መፈፀሚ ዝውዕል ካብ ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት ዝተገበረ…
ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ዕለታዊ በዝሒ በረራ ቀኒሱ ዝብል ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ኢዩ-መገዲ ኣየር
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ዕለታዊ በዝሒ በረራ ቀኒሱ ዝብል ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ኢዩ ክብል መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ መገዲ ኣየር ናብ መቀለ በረራ ካብ ዝጅምር ጀሚሩ ናብ ከልቲኡ ኣንፈት ዝጎዓዙ ተጓዓዝቲ ምግልጋሉ ከምዝቐፀለ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…
“ጃንሜዳን ብሕብረት ንጥምቀት” ብዝብል መሪሕ ቃል ስነስርዓት ፅርየት መዕረፊ ታቦት ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ጃንሜዳን ብሕብረት ንጥምቀት" ብዝብል መሪሕ ቃል ስነስርዓት ፅርየት መዕረፊ ታቦት ተሳሊጡ።
ቀፃሊ ዕለተ ረቡዕን ሓሙሰን ንዝኽበር ድሮን ዕለትን በዓል ጥምቀት ኣብ ጃንሜዳ መሕደሪ ታቦት ሰዓብቲ አምነት አስልምናን ክርስትናን ብሓባር ኣፅርዮም።…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዳግማዊት ሞገስ፣ ታከለ ኡማ፣ ኡመር ሁሴንን ተፈሪ ፍቅሬን ብኽብሪ ሰኒዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዳግማዊት ሞገስ፣ ታከለ ኡማ፣ ኡመር ሁሴንን ተፈሪ ፍቅሬን ብኽብሪ ሰኒዩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ካልኦት ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ተረኺቦም።
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ንኣርባዕቲኦም ኣባላት ቤት…