Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንፖሊስ ፌዴራል ዝግበር ደገፍ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ዝግበር ደገፍ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ።እቲ ደገፍ ኣብ ህንፀት ዓቕሚን ዕውትነት ልኡኽን ዘድሊ እታዎት ንምምላእ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረ ሚካኤል ምስ ጉጅለ…
ኢትዮጵያ ጥንኩር ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ንምትግባር እናተሰናደአት ምዃና ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ዓመት ጀሚሩ ጥንኩር ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ንምትግባር ኣብ ምድላው ከምዝኾነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጀነራል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ (ዜጋ ተኮር…
ካብ ህዝቢ ብዛዕባ ዝተልዓሉ ሕቶታትን መፍትሒኦምን ብምድሃብ ምይይጥ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ካብ ህዝቢ ብዛዕባ ዝተልዓሉ ሕቶታትን መፍትሒኦምን ብምድሃብ ሎሚ መዓልቲ ምስ ኣፈፀምቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ይዝትዩ ኣለዉ።
ህዝቢ ዘልዐሎም ሕቶታት ሰናይ ምምሕዳር ምላሽ ንኽረኽቡ እቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ሰላምን ፀፅታን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምሕላውን ገበን ንምክልኻልን ቁፅፅር ይግበር ኣሎ – ፖሊስ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ፀፅታን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምሕላውን ተግባራት ገበን ንምክልኻልን ጥንኩር ቁፅፅር እናገበረ ምዃኑ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምክትል ኮማንደር ማርቆስ ታደሰ፥ ኣብታ ከተማ ዝተፈላለዩ ገበናት…
ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድጎማ በጀትን ሓበራዊ እቶትን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ይዝቲ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድጎማ በጀትን ሓበራዊ እቶትን ኩሎም ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኣብ ዝረኸቡሉ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ይዝቲ ኣሎ።
ንብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ኣገልግሎት እናሃ ዝርከብ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድጎማ በጀትን…
ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ምትኩ ካሳ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ምትኩ ካሳ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም።
እቶም ኮሚሽር ብገበን ግዕዝይና ተጠርጢሮም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ረዳት ኮሚሽነር መምርሒ ምርመራ ገበን…
ክሳብ ሐዚ 50 ሺሕን 337 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሐዚ 50 ሺሕን 337 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ከምዝበሎ፥ እቲ ስራሕቲ ምምላስ ካብ 21 መጋቢት 2014 ዓ.ም ኢዩ ጀሚሩ።
ብመሰረት እዚ ኣብ እቶም ዝሓለፉ…
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተፈፀሙ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰል ንምምርማር ዝተጣየሸ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ሚኒስትራት መበል ሳልሳይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣6 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተፈፀሙ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰል ንምምርማር ዝተጣየሸ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ሚኒስትራት መበል ሳልሳይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ኣኼባ ኣብ ክልተ ኣጀንዳታት ዝዛተ እንትኸውን፥ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ዝተፈፀሙ ስራሕቲ እቲ ግብረን ዘጋጠሙ…
ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ልዕሊ 500 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንክርከብ ከምዝገበሩ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ካብ ሰደድ ወፃኢ ልዕሊ 500 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንክርከብ ከምዝገበሩ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ።
ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ቤት ምኽሪ ማሕበራት ዓውዲ ኣፍረይት ኢንዱስትሪታት፣ ሰብ ሃፍቲን…
“መናእሰይ ንህንፀት ሰላምን ሓለዋ ከባቢን” ብዝብል መሪሕ ቃል መናእሰይ ኣፍሪካ ዝሳተፍሉ ሴሚናር ሰላም ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “መናእሰይ ንህንፀት ሰላምን ሓለዋ ከባቢን” ብዝብል መሪሕ ቃል መናእሰይ ኣፍሪካ ዝሳተፍሉ ሴሚናር ሰላም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ብሓባር ብምኻን…