Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና"Mintex” ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ተኸፊቱ።
እቲ ኤክስፖ ካብ ካብ ሎሚ ጀሚሩ በክሳብ 3 ሕዳር 2015 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ተገሊፁ።
ልዕሊ 270 ኩባኒያታት ውሽጢ ዓዲን ከምዝሳተፉ ተሓቢሩ።
ካብ ወፃኢ ዝመፅኡ…
ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ የካይዱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ የካይዱ ኣለዉ።
ኣብቲ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሀሰንን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሐ ክልልን ዞባታትን ተረኺቦም።
እቲ ዘተ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ…
ስምምዕ ሰላም ንኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ዝሃበ ኢዩ- ምሁራት
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ስምምዕ ሰላም ንኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ከምዝሃባ ምሁራት ሕግን ፖለቲካዊ ሳይንስን ገሊጾም።
ውሽጣዊ ዘይምርድዳእ ንግዳማዊ ተቓላዕነት ከምዘሳጥሕ ዘመላኸቱ እቶም ምሁራት፡ እቲ ዝተበጽሐ ስምምዕ ካብ ተቓላዕነት ከም ዝንኪ ገሊፆም።
ተንታኒ…
ብሓላፊ ኤጀንሲ ሓበሬታን ድሕንነትን ሶማሊያ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዳይሬክተር ጀነራል ኤጀንሲ ሓበሬታን ድሕንነትን ሶማሊያ ማሀድ ሞሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተወ ብሄራዊ ኣገልግሎት ድሕንነትን ሓበሬታን ኣፍሊጡ።
እቲ ልኡኽ ንክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ኣብ ዓለም ለኸ…
ምክትል ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኦፕሬሽን ዲቪዥን ኤፍ ቢ ኣይ ኣብ ኢትዮጵያ ፖሊስ ፌደራል ፓሊስ ዑደት ስራሕ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኦፕሬሽን ዲቪዥን ኤፍ ቢ ኣይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ፖሊስ ፌደራል ፓሊስ ዑደት ስራሕ ገይሮም።
ኣብቲ ዑደት÷ ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ተረኺበን፡፡
ኮሚሽነር…
ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ልዕሊ 342 ሚሊየን ብር ሰብኣዊ ሓገዝ ምግባሩ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ካብ 20 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 342 ሚሊየን ብር ሰብኣዊ ሓገዝ ምግባሩ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ብምኽንያት ኲናት ተፈናቒሎም ዝነበሩ ልዕሊ 140 ሺሕ ወገናት ናብ መረበቶም ምምላስ ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት ተፈናቒሎም ዝነበሩ ልዕሊ 140 ሺሕ ወገናት ናብ መረበቶም ምምላስ ከምዝጀመሩ ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣፍሊጡ።
ተፀዋዒ ቤት ፅሕፈት ምክልኻል ሓደጋን ውሕስና ምግቢን ዞባ ሰሜን ጎንደር ከምዝገለፆ÷ ኣብቲ ዞባ ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት…
ክልል ጋምቤል ንተፈፃምነት ስምምዕነት ሰላም ብቖራፅነት ከምዝሰርሕ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ጋምቤል ንተፈፃምነት ስምምዕነት ሰላም ብቖራፅነት ከምዝሰርሕ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኡሞድ ኡጁሉ ገሊፆም፡፡
ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ጋምቤላ ኣብ ትልሚ መሰረታዊ ጭብጥታትን ተፈጻምነት ሰምምዕነት ሰላም ተዛትዮም፡፡
ላዕለዎት ኣመራርሓ…
ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ምሕዝነተን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ፌዴሪኢ ሌሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ፋሃድ ኣልሁማይዳኒ ተዛቲየን።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር እታ ሃገር ኣመልኪቶም ከምዝተመያየጡ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣፍሊጠን።…
ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣዲስ ኣበባ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንኽፍፀም ኩሉ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽዋፃእ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንኽፍፀም ኩሉ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽዋፃእ ሓቲቱ።
እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ፕሪቶሪያ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን…