Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢንዳስትሪታት ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ኣብ ኢትዮጵያ ይስፋሕፍሑ ኣለዉ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንዳስትሪታት ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ኣብ ኢትዮጵያ ይስፋሕፍሑ ኣለዉ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ካብ ኣዲስ ኣበባ 30 ርሒቓ ኣብ እትርከብ ገላን…
ሕብረተሰብ በዓል ልደት ንኸኽብር ንሃንደበታዊ ሓደጋ ካብ ዘቃልዑ ነገራት ክጥንቀቕ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ በዓል ልደት ንኸኽብር ንሃንደበታዊ ሓደጋ ካብ ዘቃልዑ ነገራት ክጥንቀቕ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣተሓሳሲቡ።
ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብድምቀት ካብ ሞንጎ ዝኽበሩ በዓላት ሓደ ዝኾነ በዓል ልደት ዝቕፅል…
ክልል ትግራይ ንምርግጋእን መሊስካ ንምጥያሽን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣመራርሓታት ኣፍልጦ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ክልል ትግራይ ንምርግጋእን መሊስካ ንምጥያሽን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣመራርሓታት መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ተኻይዱ።
ብዙሓት ኣመራርሓታት÷ ብልዑል ቆራፅነት ናይ ህይወት…
ኣብ ቅነ በዓል ሕብረተሰብ ብቴክኖሎጂ ተሓጊዙ ካብ ዝግበር ምድንጋር ንገዛእ ርእሱ ንክሕሉ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቅነ በዓል ሕብረተሰብ ብቴክኖሎጂ ተሓጊዙ ካብ ዝግበር ምድንጋር ንገዛእ ርእሱ ንክሕሉ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ።
ኣብ ኢትዮጵያ ፌዴራል ፖሊስ ናይ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን መምርሒ ሓላፊ ጀይላን ኣብዲ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ሕብረተሰብ…
“ስለኢትዮጵያ” ናይ ስእሊ ዓውደ ርእይን ናይ ፓናል ዘተን ኣብ ሰመራ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ፕሬስ ትካል ዘዳለዎ "ስለኢትዮጵያ" ናይ ስእሊ ዓውደ ርእይን ናይ ፓናል ዘተን ኣብ ሰመራ ይካየድ ኣሎ።
ካብ 1950ታት ጀሚሩ በቢእዋኑ ዝነበሩ ናይ ኢትዮጵያ ፖለቲካ ወሳኒ ኩነታት፣ ኣብ ታሪክ ብርኪታት ዝተልዓሉ ሕቶታት ህዝቢ፣…
ኣብ ትግራይ 8 ሆስፒታላት ሓዊሱ 26 ጣቢያታት ጥዕና መሰረታዊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ 8 ሆስፒታላት ሓዊሱ 26 ጣቢያታት ጥዕና መሰረታዊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚረን።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ኣየለ ተሾመ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ እተን ትካላት ጥዕና ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት…
ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ፍሉይ ሽሙ ገነት ሼዶች ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ቦታ ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት በፂሑ።
ቀትሪ ሰዓት 9፡40 ዘጋጠመ እቲ ሓደጋ÷ ኣብ ልዕሊ 6 ሼዳት ጉድኣት ከምዝበፅሐ…
ሃገራዊ ረብሓ የደንፍዑ ኢዮም ዝተብሃሉ 1 ሺሕን 35 ደረጃታት ፀዲቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ደረጃታት ኢትዮጵያ ብመንፅር ጥዕና፣ ሓለዋ ከባቢን ንግዲ ምቅልጣፍን ርኡይ ኣስተዋፅኦ የበርክቱ ኢዮም ዝበሎም 1 ሺሕን 35 ደረጃታት ኣፅቑ፡፡
እቲ ኢንስቲትዩት ብሄራዊ ደረጃታት ንኸሰናድእ ብዝተውሃቦ ስልጣን መሰረት ዓለም ለኸ ኩነታት…
ጓል 4 ዓመት ሕፃን ዝደፈረ ውልቀ ሰብ ብ20 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ክቕፃዕ ተወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሳውላ ከተማ ኣብ ልዕሊ ጓል ኣርባዕተ ዓመት ሕፃን ገበን ኣገዲድካ ምድፋር ዝፈፀመ ውልቀ ሰብ ብ20 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ክቕፃዕ ተወሲኑሉ።
መተሓባበሪ ዳይነት ቀዳማይ ደረጃ ቤት ፍርዲ ከተማ ሳውላ ሸሪፍ ጂብሪል ከምዝገለፁዎ÷ ተጠርጣሪ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ መድረኽ ዓለም ኢትዮጵያን ወኪሎም ንዘገልገሉ ኣምባሳደራት ምስጋና ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መድረኽ ዓለም ኢትዮጵያን ወኪሎም እናገልገሉ ዝፀንሑ ኣምባሳደራት ምስጋና ኣቕሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚነስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ሃገር ምግልጋል ዕድል፣ ልኡኽቶ ምፍፃም ድማ…