Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል፤ ኣብ ገርጂን ቀበናን ዝሃነፆም መንበሪ ኣፓርትመንታት ኣመሩቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል፤ ኣብ ገርጂን ቀበናን ዝሃነፆም መንበሪ ኣፓርትመንታት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸበሉ ስነ-ስርዓት ምረቓ ተኻይዱ። እቲ ፕሮጀክት “ኣሉሙኒየም ፎርም ወርክ ቴክኖሎጂ” ዝተበሃለ ህንፀት ዘመናዊ ቴክኖሎጂ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ሶማሊያን ጅቡቲን ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሶማሊያን ጅቡቲን ዝነበሮም ፃንሒት ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ተመሊሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሓለፈ ዕለተ ሓሙስ ኣብ ዝተገበረ በዓለ ሹመት  ፕሬዚዳንት ሀሰን ሼክ ሞሃመድሶማሊያ ምቕንዖም ይዝከር። ትማሊ ድማ…

ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ ኣብ መበል ዓስራይ ምዕራፍ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይቲ ብምዃን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ ኣብ መበል ዓስራይ ምዕራፍ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይቲ ብምዃን ተዓዊታ። ንፍፃመ ምዕራፍ ውድድር ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ውድድር ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ ቀዳመይቲ…

 ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 308 ተሽከርከርቲ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 308 ተሽከርከርቲ ናብ ትግራይ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። እተን ተሽከርከርቲ ን800 ሺሕ ሰብ ተረባሒ ዝገብር እኹል ሓገዝ መግቢ ፅዒነን ከምዝኣተዋ ተገሊፁ። እቲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትዊተር ሒሳብ ኣብ…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ን3 ሺሕን 673 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ፈቲሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ን3 ሺሕን 673 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ፈቲሑ። እቲ ክልል ነቲ ጉዳይ ጠሚቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ፅኑዕ ሃገረ መንግስቲን ዝተረጋገዐ ማሕበራዊ ምትእስሳርን ንምፍጣር ክብሪታት ይቕሬታ ምጉልባት ኣድላዪ ኢዩ ኢሉ። እዚ ብከይዲ…

ዕዳጋ ስሚንቶ ዘዛብዑ ዘለዉ መከፋፈልቲን ቸርቸርቲን ካብ ዕዳጋ ወፃእ ተገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዳጋ ስሚንቶ ዘዛብዑ ዘለዉ መከፋፈልቲን ቸርቸርቲን ካብ ዕዳጋ ወፃእ ከምዝተገበሩ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣይተ ገብረ መስቀል ጫላ፥ ዕዳጋ ሲሚንቶ ኢኮኖሚያዊ ብዘይኮነ ሰብ ስራሕ ምኽኒያታት እናተዛብዐ ዋግኡ ካብ እዋን…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ተቐማጥነቶም ኣብ ብራስለስ ንዝኾኑ ኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተቐማጥነቶም ኣብ ብራስለስ ንዝኾኑ ኣምባሳደራት ኮሚቴ ፀፅታን ፖለቲካን ሕብረት ኣውሮፓ መብርሂ ሂቦም። እቲ መብርሂ፥ ሰብኣዊ ደገፋት፣ መንግስቲ ዘቕረቦም ኣማራፅታት ሰላም፣ ግህሰት…

ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልታት ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 25 ሚሊየን ሰባት ክታበት ኮቪድ 19 ንምኽታብ ትልሚ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልታት ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 25 ሚሊየን ሰባት ክታበት ኮቪድ 19 ንምኽታብ ትልሚ ተታሒዙ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማ ኣብ ዝተረኸብሉ ሳልሳይ ዙር ክትባት ኮቪድ 19 ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ተጀሚሩ። እቶም…

ብዘይ ኣግባብ ትርፊ ንምርካብ ዝሰርሑ ሰብ ሃፍቲ ስርዓት ንምትሓዝ ከምዝስራሕ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4ሰነ ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ብዘይ ኣግባብ ትርፊ ንምርካብ ዝሰርሑ ሰብ ሃፍቲ ስርዓት ንምትሓዝ ከምዝስራሕ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ሎሚ ኣብ ዶከም ብውልቀ በዓል ሃፍቲ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ኣብ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታን ቂርቆስን ዝሳለጡ ዘለዉ ናይ 60 መዓቲታት ኣፈፃፅማ ፕሮጀክትታት ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስን ልደታን እናተሳለጡ ዝርከቡ ናይ 60 መዓልቲታት ኣፈፃፅማ ፕሮጀክትታት ተዘዋዊረን ዑደት ገይረን። እተን ከንቲባ ኣብተን ክፍለ ከተማታት ብፍሉይ ኩነታት ዝሳለጥ ዘለዉ ሰብ ተኮር ፕጀክትታት በቢእዋኑ…