Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዩንቨርስቲ ሃዋሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ መጉዳእቲ ዘጋጠሞም ተምሃሮ ክትትል ሕክምና ይግበረሎም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዩንቨርስቲ ሃዋሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ መጉዳእቲ ዘጋጠሞም ተምሃሮ ክትትል ሕክምና ይግበረሎም ከምዘሎ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
ሎሚ ንጎሆ ኣብቲ ዩንቨርስቲ ዝፍተኑ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ክልተ ካምፓሳት እቲ ዩንቨርስቲ ዘራኽብ ቢንቶ ብምፍራሱ ነቲ…
ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ምሃብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ እዚ ዓመት ምሃብ ተጀሚሩ።
ድሕንነት እቲ ፈተና ብዝሓለወ መልክዑ ብዘይ ዝኾነ ስርቂ ፈተናን ምቅድዳሕን ምሃብ ንኽከኣል ተምሃሮ ኣብ ጥቐኦም ናብ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ብምእታው ፈተና ምውሳድ ከምዝጀመሩ ተገሊፁ።
ሃገር…
ኢትዮጵያ 62 ሺሕ ፈልሲታት ንጅቡቲ ኣረኪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንሳልሳይ ግዘ 62 ሺሕ ፈልሲታት ንጅቡቲ ኣረኪባ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋየ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ከምዝሓሩዎ÷ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ንምስፋሕ ብመሰረት ዝተትሓዘ ትልሚ…
ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ፋፈን ዝርከብ ዘበናዊ ማእኸል መራብሒ ጊመል ጎብኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ፋፈን ዝርከብ ዘበናዊ ማእኸል መራብሒ ጊመል ጎብኒዮም።
ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ብቅድሚ ትማሊ ናብ ጅግጅጋ ምእታዎም ይዝከር፡፡
በዚ ድማ ስሩዕ ኣኼባ ኮሚቴ…
ኣብ ግድብ ህዳሰ፣ ሓምለዋይ ኣሰርን ፍርያት ስርናይን ዝረኣናዮ ለውጢ ኣብ ፅሬት ትምህርቲ ክንደግሞ ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግድብ ህዳሰ፣ ሓምለዋይ ኣሰርን ፍርያት ስርናይን ዝረኣናዮ ለውጢ ኣብ ፅሬት ትምህርቲ ክንደግሞ ኢና” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መላእ ሃገር ንዝርከቡ ፈተንቲ መምህራን 12 ክፍሊ ብመርበብ…
ኣብ ካናዳና ኣሜሪካ ዝነብሩ ውዳበታት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ክሳብ ልዕሊ 110 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳና ኣሜሪካ ዝነብሩ ውዳበታት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ወገናት ኣብ ዘሰናድኡዎ መተኣኻኸቢ ሓገዝ መርበብ ሓበሬታ ልዕሊ 110 ሺሕ ዶላር ከምዝኣከቡ ተገሊፁ።
እቲ ሓገዝ “ዝሓበራ ኣፃብዕቲስ ኣርቃይ የፀምብዓ” ብዝብል መሪሕ…
መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ፌዴሪኢ ፅባሕ ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ካልኣይ ዓመት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፅባሕ ክካየድ እዩ፡፡
ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ዘበን ስራሕ ዝሓለፈ ዓመት 2014 ዓ.ም ዛዚሞም ኣብ 2015 ዓ.ም ካልኣይ ዓመት…
ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታውያን መናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር-ለኸ መርሃ-ግብሪ መዛዘምን ኣወሃህባ ኣፍልጦን እዋን ክረምቲ ኣገልግሎት ወለንታውያን መናእሰይ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ።
“ሰናይ ተግባር ንብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል ቴማ እዩ እቲ መርሃ-ግብሪ ኣገልግሎት ወለንታውያን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ…
በዓል ኢሬቻ መልካ ኣቴቴ ኣብ ከተማ ቡራዩ ሎሚ መኣልቲ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ መልካ ኣቴቴ ኣብ ከተማ ቡራዩ ሎሚ መኣልቲ ተኸቢሩ።
በዓል ኢሬቻ መልካ ኣቴቴ ካብ ሆራ ፊንፊኔን ሆራ ኣርሰዲን ቀፂሉ ኣብ ከተማ ቡራዩ ዝኽበር በዓል እዩ።
በዓል ኢሬቻ መልካ ኣቴቴ ነበርቲ ቡራዩን ከባቢኣን፤ ካብ ዝተፈላለዩ…
እትፍተኑዎ ፈተና 12 ክፍሊ ሓቀኛ ተስፋታት ኢትዮጵያ ከምዝዀንኩም እተረጋግፁሉ ከምዝኸውን ይኣምን – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“እትፍተኑዎ ፈተና 12 ክፍሊ ሓቀኛ ተስፋታት ኢትዮጵያ ከምዝዀንኩም እተረጋግፅሉ ከምዝኸውን ይኣምን” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንተፈተንቲ 12 ክፍሊ እዚ እዋን ገሊፆም።
ተስፋ ፅባሕ እዛ ሃገር ዝበሉዎም ተፈተንቲ፥ “ኢትዮጵያ…