Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሰራዊት ምክልኻል ውሽጣዊን ግዳማዊን መጥቃዕቲታት ክምክት ዘኽእል ስራሕቲ ሪፎርም ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ውሽጣዊን ግዳማዊን መጥቃዕቲታት ክምክት ዘኽእል ስራሕቲ ሪፎርም ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ።
ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም ሚኒስቴር ምክልኻል ይግምግም…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ጣሊያን ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ጣሊያን ኣምሪሖም።
ኢትዮጵያን ጣሊያንን ብዜሕ ዓመታት ዘቑፀረ ከልቲኣዊን ዲፕሎማሲያዊን ርክብ ከምዘለወን ኢቢሲ ፀብፂቡ።
#Ethiopia
Abiy Ahmed Ali
Office…
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ቱርኪ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝበፅሐ ሓደጋ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣብ ደቡባዊ ቱርኪ ሎሚ ወጋሕታ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ንዝበፅሐ ሕልፈት ህይወት፣ ጉድኣት ኣካልን ዕንወት ንብረትን ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር ህይወቶም ንዝሰኣኑ ስድራቤታት ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ከተማ ደሴ ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት የካይዱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ከተማ ደሴ ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት የካይዱ ኣለዉ።
ኣብቲ ዑደት፥ ልዑል ውፅኢት 12 ክፍሊ ዝተመዝገበሉ ቤት ትምህርቲ ርእዮም።
ኣብ ቀፃሊ ኣብታ…
ብምክንያት ጎንፂ ተቋሪፁ ዝነበረ ቀረብ ሓይሊ 99 ሚኢታዊ ናብ ኣገልግሎት ተመሊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ብምክንያት ጎንፂ ተቋሪፁ ዝነበረ ቀረብ ሓይሊ 99 ሚኢታዊ ናብ ኣገልግሎት ክምልስ ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ።
ሸሞንተ በዓል 230 ኪሎ ቮልትን ሓሙሽተ በዓል 132 ኪሎ ቮልትን ዓቕሚ ዘለዎም መከፋፈሊ ጣቢያታት ተፀጊኖም ኣገልግሎት…
ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ህዝበ ውሳነ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ህዝበ ውሳነ ኣብ ትሕቲ ብ/ብ/ህ/ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ዝርከባ ሽዱሽተ ዞባታት (ኮንሶ፣ ደቡብ ኦሞ፣ ወላይታ፣ ጋሞ ፣ ጌዴኦ፣ ጎፋ)ን ሓሙሽተ…
ናብ ትግራይ ንዝጅመር ትራንስፖርት ምድሪ ዘገልግሉ 6 ድልድላት ተፀጊኖም ንኣገልግሎት ድልዋት ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ትግራይ ንዝጅመር ትራንስፖርት ምድሪ ዘገልግሉ ቅድመ ሐዚ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ዝነበሩ ሽዱሽተ ድልድላት ተፀጊኖም ንኣገልግሎት ድልዋት ከምዝኾኑ ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ምምሕዳር ዳይሬክተር ስራሕቲ ድልድልን ስትራክቸርን ኢንጂነር…
ፅባሕ ኣብ ክልል ደቡብ ህዝበ ውሳኔ ክካየድ ኢዩ – ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ክልል ብሄር፣ ብሄረ ሰባትን ህዝቢታን ደቡብ ህዝበ ውሳኔ ከምዝካየድ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብ ትሕቲ እቲ ክልል ዝርከባ ዞባታት ጋሞ፣ ጎፋ፣ ዎላይታ፣ ጌዴኦ፣ ኮንሶን ደቡብ ኦሞን÷ ህዝበ ውሳነ ክካየድ ኢዩ ኢሉ፡፡…
ፅባሕ ንዝካየድ ህዝበ ውሳነ ምድላው ከምዝተዛዘማ ዝተፈላለያ ዞባታት ኣፍሊጠን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ፅባሕ ንዝካየድ ህዝበ ውሳነ ምድላው ከምዝዛዘማ ዝተፈላለያ ዞባታት ኣፍሊጠን።
ፍሉይ ኣማኻሪ ኣመሓዳሪ ዞባ ጎፋ ተፀዋዒ ህዝበ ውሳነን ብርሃኑ ደቻሳ ከምዝገለፁዎ÷ ምስ ነበርቲ፣ ዓበይቲ ዓዲን ምስ…
ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ መሸጣ ኤሌክትሪክ ናብ 40 ሚሊየን ዶላር ዝፅጋዕ ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ ፍርቂ በጀት ዓመት ናብ ጅቡቲን ሱዳንን ካብ ዝቐረበ መሸጣ ኤሌክትሪክ 39 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዝፅጋዕ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ኣፈፃፅማ ትልሚ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ዝተገበረ መሸጣ ኤሌክትሪክ 89…