Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ናብ ትግራይ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 17 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ሓገዝ መግቢ ከምዝተልኣኸ ውሕመ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ትግራይ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 17 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ሓገዝ መግቢ ከምዝተልኣኸ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ።
ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝሓበሮ÷ መንግስቲ ኢትዮጵያን መሓዙት ኣካላትን ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ…
ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ኣብ ምክልኻል ኩሎም ኣካላት ብምትሕብባር ክሰርሑ ይግባእ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ኣብ ምክልኻል ኩሎም ኣካላት ብምትሕብባር ክሰርሑ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
“ጓል ኣነስተይቲ አኽበል ኣብ ልዕሊኣ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ እውን እከላኸል” ብዝብል መሪሕ ቃል መርሃ ግብሪ…
ጉድኣት ዝበፅሖም መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ናይ ምፅጋን ስራሕ እናቐፀለ ከምዝኾ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም ላዕለዎትን ማእኸለዎትን መስመራት መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ናይ ምፅጋን ስራሕ እናቐፀለ ከምዝኾን ዲስትሪክት ጎንደር ገሊፁ።
ዳይሬክተር እቲ ዲስትሪክት ኣይተ ሞገስ ኣበራ ÷ እቲ ስራሕቲ ፅገና መስመር ብሰለስተ…
ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ እነዛተየ ይርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን እነዛተየ ይርከብ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሙሉጌታ ኣጎ ኣብቲ መድረኅ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ÷ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ድሌት ኣብ…
ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክጀትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ሳለህ ኣሕመድ ኣብ ኒጀር ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘለወን ከልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም።…
ግዕዝይና ሐዚ ካብ ዘሎ ናህሪ ናብራ ስዒቡ ልዑል ፀገም ሃገር ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዕዝይና ሐዚ ካብ ዘሎ ናህሪ ናብራ ስዒቡ ልዑል ፀገም ሃገር ከምዝኾነ ኮሚሽን ፀረ ግዕዝይናን ስነ ምግባርን ፌዴራል ኣፍሊጡ።
ብብርኪ ዓለም መበል 19 ብብርኪ ኢትዮጵያ ድማ መበል 18 እዋን ዝኽበር መዓልቲ ስምምዕነት ፀረ ግዕዚይና 30 ሕዳር…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መዓልቲ ፃዕዳ ሪባን ንምኽባር ናብ ከተማ ሃዋሳ ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብብርኪ ዓለም ንመበል 31ን ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 17 ግዘ ዝኽበር መዓልቲ ፃዕዳ ሪባን ንምኽባር ናብ ከተማ ሃዋሳ ኣቲየን።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ከተማ ሃዋሳ እንትበፅሓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃመት ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃመት ኣብ ኒጀር ኒያሚ ተራኺቦም ተዛቲዮም።
ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ÷ ኣብ ኒጀር እናተኻየደ…
ዶክተር ሊያ ልዕሊ 60 ዓይነታት መድሓኒት ኣብ ዘፍሪ ፋርማቲካል ፋብሪካ ሳንሼንግ ዑደት ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ልዕሊ 60 ዓይነታት መድሓኒት ኣብ ዘፍሪ ፋርማቲካል ፋብሪካ ሳንሼንግ ዑደት ገይረን።
እቶም ፍሪያታት መድሓኒት ካብ መኽዘን ክሳብ ምክፍፋል ዘለዎም ኩነታት ተዓዚበን።
ዶክተር ሊያ፥ እቶም መድሓኒታት ፅርየቶም…
ክሌማዊ ለውጢ ጉዳይ ህልውና ኣፍሪካ ብምዃኑ ነቲ ፀገም መፍትሒ ምንዳይ የድሊ -ኣይተ ዑመር ሁሴን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ለውጢ ጉዳይ ህልውና ኣፍሪካ ብምዃኑ ነቲ ፀገም መፍትሒ ምንዳይ የድሊ ከብሉ ሚኒስተር ግብርና ኣይተ ዑመር ሁሴን ገሊፆም።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ልምዲ ኢንሹራንስ 15 ዓመት ግብርናን ዓለም ለኸ ተመክሮ ኢንሹራንስ ግብርናን ዘርእዩ…