Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዞባ ደቡብ ወሎ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 41 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ደቡብ ወሎ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 41 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ።
እቲ ደገፍ ኣብቲ ዘባ ካብ ዘለዋ ኩለን ወረዳታትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተኣከበ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብ ግንባር ንዝርከቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምርካብ…
ኢትዮጵያ ኣባል ቤት መኽሪ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ብምዃን ተመሪፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ቤት መኽሪ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ብምዃን ተመሪፃ።
193 ሃገራት ብኣባልነት ዝሓዘ እቲ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ኣብ ካናዳ ሞንትሪያል ጉባኤኡ ኣካይዱ።
ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ…
ኤምባሲ ሩሲያ 500 መመርመሪ መሳርሒ ዓበቕ ህበይ ንኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ሩሲያ 500 መመርመሪ መሳርሒ ዓበቕ ህበይ ንኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣረኪቡ።
እቶም መመርመሪ መሳርሒታት÷ ብማእኸል ምርምር መፅናዕቲ ባዮቴክኖሎጂን ስቴት ቫይሮሎጂን ሩሲያ ዝፈረዩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡
እቲ ርኽክብ÷…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣባ ልዕሊ 22 ሺሕ ኩንታል ሲሚንቶ ብዘይሕጋዊ መገዲ መገዲ እናተዘዋወረ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተግባራዊ ዝተገበረ መምርሒ ዕድጊት ሲሚንቶ ካብ ዝፈቕዶ ወፃእ 22 ሺሕን 293 ኩንታል ሲሚንቶ ብዘይሕጋዊ መገዲ መገዲ እናተዘዋወረ ተታሒዙ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን እናተርኣየ ዝርከብ ናህራ ዋጋ ሲሚንቶ…
ናይ ሳይንስ ሙዚየም ከተማና ብቴክኖሎጂ ዝማዕበለት ከተማ ኣብ ምግባር ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ኣለዎ – ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቐ ናይ ሳይንስ ሙዚየም ከተማና ብቴክኖሎጂ ዝማዕበለት ከተማ (ስማርት ሲቲ) ኣብ ምግባር ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ኣለዎ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ…
ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ዝግመት ናይ ገንዘብን ዓይነትን ደገፍ ገይሩ።
እቲ ደገፍ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ወይዘሮ ፋጤ ስርሞሎ ንሚኒስተር ዴኤታ ማርታ ሊዊጂ ኣረኪበን።
እቲ ደገፍ ካብ ህዝቢ…
ኮንፈረንስ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፈረንስ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ።
ኣብ መኽፈቲ እቲ ኮንፈረንስ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮነንን ተረኺቦም።
ብኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል…
ዶ/ር ሊያ ታደሰ ምስ ዋና መካየዲ ስራሕ ግሎባል ኢኒሼቲቭ ኣሊያንስ ቫክሲን ተዛዚየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ዋና መካየዲ ስራሕ ግሎባል ኢኒሼቲቭ ኣሊያንስ ቫክሲን ዶክተር ሲዝ በርክሌይ ብዛዕባ ኣገልግሎት ክታበትን ተዛመድቲ ጉዳያትን ተዛዚየን።
ኣብ ዘተአን ድማ ብዛዕባ ዘይተኸተቡ ህፃናት (ዜሮ ዶዝ)፣ ኣብ ዝቕፅል…
መበል 11 ፓናል ዘተ “ስለ ኢትዮጵያ” ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ፓናል ዘተ “ስለ ኢትዮጵያ” ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ፡፡
እቲ ፓናል ዘተ “ስዓራይ ህዝቢ ስለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘድሃበ እዩ ተባሂሉ።
ኣብቲ ዘተ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ፥ ኣብ ቤት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሙዚየም ሳይንስ መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሙዚየም ሳይንስ መሪቖም ከፊቶም።
እቲ ሀንፃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንጎ ቤተ መንግስትን ሆቴልን ሸራተንን ኣብ ዘሎ ቦታ ዝተሃነፀ ብዓይነቱ ሓዱሽ ዝኾነ ሙዚየም ሳይንስን ስነ ጥበብን ኢዩ ተባሂሉ።
ናይቲ ሙዚየን…