Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ህፁፅ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ሎሚ መዓልቲ ናብ ሽረ በፂሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ሎሚ መዓልቲ ናብ ሽረ ከምዝኣተዉ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ገሊፁ። እቲ ደገፍ ሕክምና ብነፈርቲን ተሽከርከርቲን ከምዝተልኣኸ ተገሊፁ። እቲ ትካል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ሒሳቡ ከምዝገለፆ፥ እቶም 20…

ብቑዕ ዜጋ ንምፍራይ ዘኽእል ስራሕ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቑዕ ዜጋ ንምፍራይ ዘኽእል ስራሕ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ተዛሪቦም። ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝሳለጥ ዝነበረ መበል 31 ጉባኤ ተምህርቲ በዓል 8 ነጥብታት ቅዋም በምድማፅ ተዛዚሙ። ኣብ መዛዘሚ…

ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ንማእኸለዎትን ላዕለዎትን ዲፕሎማታት ስልጠና ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ንማእኸለዎትን ላዕለዎትን ዲፕሎማታት ስልጠና ይህብ ኣሎ። እቲ ሰልጠና ኣብ ርከብ ወፃኢን ምሕላው ብሄራዊ ረብሓን ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ስልጠና ዘህቡ ዘለዉ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣይተ ሃይለማሪያም…

ኮሌጅ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ዩኒቨርሲቲ ባህር ዳር 252 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ዩኒቨርሲቲ ባህር ዳር 252 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እተን 76 ደቂ ኣኒስቴዮ ከምዘኾና ተሓቢሩ። እቶም 57 ስፔሻሊስት ሓካይም ከምዝኾኑ አወነ ተገሊፁ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሳልሳይ ኮንፈረንስ ሚኒስቴራት ፋይናንስ ፀረ ግብረ ራዕዲ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሳልሳይ ኮንፈረንስ ሚኒስቴራት ፋይናንስ ፀረ ግብረ ራዕዲ ትሳተፍ ኣላ። ብሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ህንድ ኒው ደልሂ ኣብ ዝካየድ ዘሎ እቲ ጉባኤ ይሳተፍ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ “ንግብረ…

ፅባሕ ኣብ ሎሚ ኮይንኻ ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ከም ፋና ዝበለ ሚዲያ የድሊ-ኣይተ ኣብረሃም ኣለኸኝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ሎሚ ኮይንኻ ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ከም ፋና ዝበለ ሚዲያ የድሊ ክብሉ ኣካቢ ኣመራርሓ ቦርድ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኣተሓባባሪ ሚኒስትር ህንፀት ዴሞክራሲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን  ኣይተ ኣብረሃም ኣለኸኝ ገሊፆም።…

ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ንኢትዮጵያ ዘኹረዐ ኣፍሪካዊ ዓወት ኢዩ- ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተበፅሐ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንኢትዮጵያ ዘኹረዐ ኣፍሪካዊ ዓወት ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተዛሪቦም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ንሰራሕተኛታት እቲ ሚኒስቴር…

ቀፃሊ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝካየድ ዓብዪ ጉያ ንተሸከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ፅባሕ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝካየድ ዓብዪ ጉያ ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ንተሸከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ። ኣብቲ ዕለት መበገሲኡ መስቀል ኣደባባይ ብምግባር ዝጅምር ውድድር ብስታዲየም ኣዲስ ኣበባ፣ ቡናና…

ጋዜጠኛታትን ሰብ ሞያ ርክብ ህዝቢን ንዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ንኸፋልጡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛታትን ሰብ ሞያ ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ምፍላጥ ናይ ባዕሎም ግደ ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ጋዜጠኛታትን ሰብ ሞያ ርክብ ህዝቢ ትካላት መንግስቲን ኣብ መድረኽ ዓለም ለኸ ምሕደራ መርበብ…

ንዘይተወሰነ እዋን ሸርፊ ወፃኢ ዘይፍቀደሎም ካብ ወፃኢ ንዝኣትዉ ናውቲታት መመሓየሺ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘይተወሰነ እዋን ሸርፊ ወፃኢ ዘይፍቀደሎም ካብ ወፃኢ ንዝኣትዉ ናውቲታት መመሓየሺ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ፡፡ ቅድሚ ሕዚ ንዘይተወሰነ እዋን ተመሓላሊፉ ዝነበረ ሸርፊ ወፃኢ ዘይቀደሎም ካብ ወፃኢ ኣብ ዝኣተው ዝርዝር ናውቲ መመሓየሺ ምግባር…