Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ጋዜጠኛታትን ሰብ ሞያ ርክብ ህዝቢን ንዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ንኸፋልጡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛታትን ሰብ ሞያ ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ምፍላጥ ናይ ባዕሎም ግደ ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ጋዜጠኛታትን ሰብ ሞያ ርክብ ህዝቢ ትካላት መንግስቲን ኣብ መድረኽ ዓለም ለኸ ምሕደራ መርበብ…

ንዘይተወሰነ እዋን ሸርፊ ወፃኢ ዘይፍቀደሎም ካብ ወፃኢ ንዝኣትዉ ናውቲታት መመሓየሺ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘይተወሰነ እዋን ሸርፊ ወፃኢ ዘይፍቀደሎም ካብ ወፃኢ ንዝኣትዉ ናውቲታት መመሓየሺ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ፡፡ ቅድሚ ሕዚ ንዘይተወሰነ እዋን ተመሓላሊፉ ዝነበረ ሸርፊ ወፃኢ ዘይቀደሎም ካብ ወፃኢ ኣብ ዝኣተው ዝርዝር ናውቲ መመሓየሺ ምግባር…

ንመመሓየሺ ድጎማ ነዳዲ ዝወፅእ ዝነበረ ወርሓዊ ወፃኢ ካብ 10 ቢሊየን ብር ናብ 4 ቢሊየን ብር ወሪዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመመሓየሺ ድጎማ ነዳዲ ዝወፅእ ዝነበረ ወርሓዊ ወፃኢ ካብ 10 ቢሊየን ብር ናብ 4 ቢሊየን ብር ክወርድ ከምገበረ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ገሊፁ። ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ መዕደሊ ነዳዲ ብዝተነበረ ተወሳኺ እሴት ታክሲ ልዕሊ 5 ቢሊየን…

ሰብኣዊ ደገፍ ዝፀዓና 12 ተሽከርከርቲ ናብ ትግራይ ይጎዓዛ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዘተሓባብሮ ሰብኣዊ ደገፍ ዝፀዓና 12 ተሽከርከርቲ ብኣንፈት ዓፋር ናብ ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ይጎዓዛ ከምዘለዋ ተገሊፁ። ካብእተን ተሽከርከርቲ እተን ክልተ ነዳዲ ዝፀዓና ቦቲታት ከምዝኾና ተሓቢሩ። መነግስቲን ህዝብን ዓፋር…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌስን ልኡኾምን ተዛቲየን። ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝርከብ ልምዓት ወሰን ሪባ፣ ልምዓት ኣናእሽተይ መፃወቲ ሜዳን…

ሓበሬታ ስታትስቲክስ ኣብ ኣፍሪካ ዕቤት ኢኮኖሚን ስራሕቲን ንምስላጥ ወሳኒ ብፅሒት ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበሬታ ስታትስቲክስ ኣብ ኣፍሪካ ዕቤት ኢኮኖሚን ስራሕቲን ንምስላጥ ወሳኒ ብፅሒት ከምዘለዎ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋገሊፀን። መዓልቲ ስታትስቲክስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብ መኸፈቲ መርሃ ግብሪ ኣብ…

ተቛሪፁ ዝነበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ከይዲ ዝቕፅል ሰኑይ ከምዝጅመር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተቛሪፁ ዝነበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ከይዲ ዝቕፅል ሰኑይ ከምዝጅመር ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ስዑድ ዓረቭ ኣብ…

መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብ ብሰላም ንክኽበር ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ-ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብ ብሰላም ንክኽበር ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣከባብራ መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብ ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ። ኣብ መግለፂኡ፥ ኣብ ክልል ሲዳማ…

መበል 31 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 31 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ጥንኩር ስርዓት ትምህርቲን ምዘናን ንፅሬት ትምህርቲ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ፣ ሚኒስትር…

ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንዝተመዛበሉ ዜጋታ 590 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ብተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ንዝተመዛበሉ ዜጋታ 590 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ…