Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያውያን ዘጋጥሙዎም ፈተናታት ብሓድነት ዝሓልፉሉ ከምዝኸውን እምነትና ኢዩ – ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያውያን ዘጋጥሙዎም ፈተናታት ብምሕላፍ ንሰላምን ልምዓትን ብሓድነት ዓመት ከምዝኸውን እምነት ከምዘለዎም ተቐማጥነቶም ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ገሊፆም።
እቶም ኣምባሳደራት ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ምኽንያት…
ሃገር ናይ ምፍራስ ድሌት ፀላኢ ብምምካትና ኢትዮጵያ ተስፋ ዝህብ ሽቶታት ልምዓት ጋህዲ ትገብር ኣላ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ናይ ምፍራስ ድሌት ፀላኢ ብዝተዋደደ ቃልሲ ብምምካትና ኢትዮጵያ ተስፋ ዝህብ ሽቶታት ልምዓት ጋህዲ ትገብር ኣላ ክብሉ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ “መከታ” ኣብ ዝተብሃለ…
ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 219 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 219 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሩ።
ኣካቢ ኮሚቴ ምትእኽኻብ ሓገዝ ክልል ደቡብ ኣይ ስንታየሁ ወልደሚካኤል፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝኸፈቶ ኲናት ንምምካት መስዋእቲ…
መንግስቲ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ንኢትዮጵያ ኣምኪቶም ዘውፅኡዎ መግለፂ ቅሬትኡ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ንኢትዮጵያ ኣምኪቶም ዘውፅኡዎ መግለፂ ዝተሰመዖ ቅርታ ገሊፁ።
ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ እቲ ኮሚሽን ህወሓት ንስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ብምጥሓስ ብዛዕባ ዝፈፀሞ ጎነፅ…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘምፀአን ኣውቶቡሳት የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘምፀአን ሓደሽቲን ዘበናዊን ኣውቶቡሳት ኣብ መስቀል ኣደባባይ የመርቕ ኣሎ።
ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኅንያት ብምግባር እተን ኣውቶብሳት ናብ ስራሕ ንምእታው ተሓሲቡ ኢዩ እቲ ስነ-ስርዓት…
ቀ/ሚ ኣቢይ ብሕልፈት እንግሊዛዊት ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት እንግሊዛዊት ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ፥ ትማሊ ካብዛ ዓለም ብሞ ከምዝተፈለያ ይፍለጥ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…
መዓልቲ ኣገልጋላየነት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ኣገልጋላየነት ኣብ መላእ ሃገር ሰናይ ተግባራት ብምስራሕ ይኽበር ኣሎ።
እቲ መዓልቲ ምኽንያ ብምግባ፥ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ሚኒስትራት ስራሕን ክእለትን፣ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ቱሪዝምን “ኣገልጋላይነት ካብይ ይጅምር” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ…
ክልል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 101 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 101 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ።
እቲ ደገፍ ብሓላፊት ቢሮ እቶት እቲ ክልል ወይዘሮ መስከረም ደበበ ኣቢሉ ንሚኒስትር ዴኤታ መከላከያ ማርታ ሉዊጂ ተረኪቡ።…
“ኣብ ጎኒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተሰለፋ መራኸብቲ ሓፋሽ ነቲ ጎንፂ የጋድድኡ ኣለዋ” – ኣልስተር ቶምሰን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ጎኒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተሰለፋ ዝተወሰና ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝቐፀለ ጎንፂ የጋድድኡ ኣለዋ ክብል ኒውዝላንዳዊ ጋዜጠኛን ተንታኒ ጂኦፖለቲካን ኣልስተር ቶምሰን ገሊፁ።
እተን መራኸብቲ ሓፋሽ ንግብረ ራዕዲ…
ኣርቲስታት 5 ጳጉመን ንዝኽበር መዓልቲ ሓድነት ዝኸውን ክሊፕ ሙዚቃ ብምስራሕ ኣረኪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲስታት 5 ጳጉመን ንዝኽበር መዓልቲ ሓድነት ዝኸውን ክሊፕ ሙዚቃ ብምስራሕ ኣረኪቦም።
እቲ ኣልበም ሙዚቃ፥ “እንትንሓበር ከምሕረልና” ዝብል ርእሲ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።
እቶም ስነ ጥበበኛታት፥ ብዛዕባ ሓድነት፣ ሰላም፣ ፍቕሪን ምትሕስሳብን…