Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ንህዝቢ ትግራይ ዝኣተወ ሓገዝ እኽሊን መድሓኒትን ንጉጅለ ዕጡቕ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ይውዕል ኣሎ-ምሩኻት

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ትግራይ ተባሂሉ ዝኣተወ ሓገዝ እኽሊን መድሓኒትን ንጉጅለ ዕጡቕ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ይውዕል ከምዘሎ ኣብ ግንባር ወልቃይት ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ኣቃሊዖም። ንፁሃን ብግፍዒ ምቕታል፣ ንብረት ምዝማት፣ መሰረተ…

ዞባታት ጉራጌን ጎፋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ኣብዑር ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባታት ጉራጌን ጎፋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ 626 ኣብዑር ገይሮም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ብልፅግና ዞባ ጉራጌ ኣይተ ክፍሌ ለማ፥ ገብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሀዝቢ እቲ ዞባ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ከምዝተሰለፈ ገሊፆም።…

ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ንምዝዛም ተወሳኺ 60 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንምዝዛም ተወሳኺ 60 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት ኢንጂነር ክፍሌ ሆሮ ገሊፆም። ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣተሓባባሪ ህዝባዊ ተሳትፎ እቲ ግድብ መበል 14 ጉባኤኡ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ጉባኤ…

ፋና ምስ ዩንቨርስቲ ኣምቦ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩንቨርስቲ ኣምቦ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ፕሬዚዳንት ዩንቨርስቲ ኣምቦ ዶክተር ባይሳ ለታን ኣብቲ ሰነድ ክታሞም…

መዓልቲ ሰላም ኣብ ክልላት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ብብርኪ ሃገር “ሰላም ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ይኽበር ኣሎ። ስለዝኾነ እቲ መርሃ ግብሪ መዓልቲ ሰላም ኣብ ክልላት ዓፋር፣ ሃረሪ፣ ደቡብ ይኽበር ኣሎ። ረእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ፥ “ሰላም ንኢትዮጵያ” ብዝብል…

ኢትዮጵያ ብምግቢ ዓርሳ ንክትክእል ዝተሓንፀፀ ራእይ ንምዕዋት ብሓባር ክስራሕ ኢዩ-ኢ/ር ኣይሻ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም ኢትዮጵያ ብምግቢ ዓርሳ ንክትክእል ዝተሓንፀፀ ራእይ ንምዕዋት ብሓባር ክስራሕ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ገሊፀን። ኢንጂነር ኣይሻ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥  …

ምክእኣል፣ ምክብባር፣ ምምህሃርን ፍልጠትን ፍልፍላት ሰላም ኢዮም -ፕሬዚዳነት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክእኣል፣ ምክብባር፣ ምምህሃርን ፍልጠትን ፍልፍላት ሰላም ኢዮም ክብላ ፕሬዚዳነት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን። ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ሃገር “ሰላም ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል መዓልቲ ሰላም ይኽበር ኣሎ። እዚ መዓልቲ ብዝምልከት መልእኽቲ…

ኢትዮጵያውያን ንሰላም ሃገሮም ንክሰርሑ ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ሰላም ንሓድነትን ምዕባለን ዘለዎ ዋጋ ብምግንዛብ ንሰላም ሃገሮም ንክሰርሑ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ሚኒስትር 3 ጳጉሜን መዓልቲ ሰላም ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እዚ ዕለት…

ካብ ኡራኤል ናብ ወሎ ሰፈር ዝወስድ መገዲ “መገዲ ሰላም” ብምባል ተሰይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ኡራኤል ናብ ወሎ ሰፈር ዝወስድ መገዲ “መገዲ ሰላም” ብምባል ሰይሙ። እቲ መገዲ ስያመ ዝተውሃበ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ሰላም ምኽኒያት ብምግባር ኢዩ ተባሂሉ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ዕላማ እቲ…

ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዶበን ካብ ራዕዲን ካልኦት ገበናትን ንምንፃህ ብሓባር ይሰርሓ ከምዘለዋ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዶበን ካብ ራዕዲን ካልኦት ገበናትን ንምንፃህ ብሓባይ ይሰርሓ ከምዘለዋ ኣፍሊጠን። ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ብሄራዊ ፖሊስ ጂቡቲ ኮሎኔል አብዱረህማን አሊ ተዛቲዮም።…