Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መውሊድ ነቢዩ መሓመድ እንትነኽብር ኣስተምህርኡ ብምዝካር ክኸውን ኣለዎ-ሚኒስትር ቀጄላ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ልደት ነቢዩ መሓመድ እንትነኽብር ኣስተምህርኡ ብምዝካር ክኸውን ኣለዎ ክብሉ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ተዛሪቦም።
እቲ በዓል ኣብ ዝኽበረሉ ዘሎ ኣንዋር መስጊድ ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ነቢዩ መሓመድ ሩህሩህን ደቂ ሰባት…
ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተፈተንቲ 12 ክፍሊ ይቕበል ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተፈተንቲ 12 ክፍሊ ይቕበል ኣሎ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ትሽዓተ ካምፓሳቱ ተፈተንቲ ንምቕባል ምድላዉ ከምዝዛዘመ ተሓቢሩ።
ልዕሊ 38 ሺሕ ተምሃሮ ከምዘፈተን ኢቢሲ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
እንኳዕ ንመበል 1 ሺሕን 497 በዓል መውሊድ ኣብፀሐኩም-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ መበል 1 ሺሕን 497 በዓል መውሊድ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።
እተን ከንቲባ ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ…
እንኳዕ ንመውሊድ በዓል ኣብፀሐኩም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፥ መበል 1497 በዓል መውሊድ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ኣብ መውሊድ ነቢዩ መሓመድ(ሰዐወ) ዓለም ኣዚያ ተረቢሓ ኢያ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ታሪክ ዓለም ተቐይሩ…
ኢትዮጵያን ጋናን ብመሰረት ፓን አፍሪካኒዝም ፅኑዕ ሕውነት ምፍጣር ክኢለን ኢየን- ታከለ ኡማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጋናን ብመሰረት ፓን አፍሪካኒዝም ፅኑዕ ሕውነት ምፍጣር ክኢለን ኢየን ክብሉ ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም።
ብኤምባሲ ጋና ኣብ ዝተሰናደአ ምስዮት ሕውነት ኢትዮ-ጋና ዝተረኸቡ እቶም ሚኒስትር፥ ኢትዮጵያ ምስ ጋና ብምዃን…
በዓል መውሊድ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 497 በዓል መውሊድ ይኽበር ኣሎ።
እቲ ብዓል ልደት ነብዩ መሓመድ(መውሊድ) ኣብ መላእ ሃገር ኢዩ ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር ዘሎ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ቀ/ሚ ኣቢይ ዩኒቨርሲቲ እንጂባራ ቀፅሩ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ምቹው ንምግባር ዘሳለጦ ስራሕንኢዶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዩኒቨርሲቲ እንጂባራ ቀፅሩ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ምቹው ንምግባር ዘሳለጦ ስራሕንኢዶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓለለፉዎ ፅሑፍ÷ “ዩኒቨርሲቲ እንጂባራ ቀፅሩ ከይዲ ምምሃር…
መበል 1 ሺህ 497 በዓል መውሊድ ኣብ መስጂድ ጀማ ንጉስ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺህ 497 በዓል መውሊድ ኣብ ኣብ ኢትዮጵያ ነፈለማ እዋን በዓል መውሊድ ዝተኸበረሉ መስጂድ ጀማ ንጉስ ይኽበር ኣሎ።
ብ1456 ዝተመስረተ መስጂድ ጀማ ንጉስ ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን በዓል መውሊድ ዝተኸበረሉ ቤተ እምነት ኢዩ፡፡…
ጣና ፎረም ኣብ ኣፍሪካ ዝረኣዩ ፀገማት ፀፅታ ንምፍታሕ ዕድል ፈጢሩ ኢዩ – ኣይተ ሃይለማሪያም ደሳለኝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ጣና ፎረም ኣብ ኣፍሪካ ዝረኣዩ ፀገማት ፀፅታ ንምፍታሕ ዕድል ከምዝፈጠረ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ሃይለማሪያም ደሳለኝ ገሊፆም።
ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ÷ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ሕዳር ኣብ ከተማ ባህርዳር ኣብ ጉዳያት ፀፅታ ኣፍሪካ ዝዝቲ…
ዩኒቨርሲቲታት ተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ይቕበላ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ፈተነኦም ዝወስዱ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ይቕበላ ኣለዋ።
ሚኒሰስቴር ትምህርቲ ብመሰረት ዘውፀኦ መርሃ ግብሪ ኢየን እተን ዩኒቨርሲቲታት ካብ ትማሊ ጀሚረን እናተቐበላ ዝርከባ፡፡
ብመሰረት እዚ ÷…