Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ካርቱም ናብ ኣዲስ ኣበባ እትጓዓዝ ምስ ዝነበረት ነፋሪት ተዛሚዱ ንዝተፈጠረ ፀገም ምርመራ ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ካርቱም ናብ ኣዲስ ኣበባ እትጓዓዝ ምስ ዝነበረት ነፋሪት ተዛሚዱ ንዝተፈጠረ ፀገም ምርመራ ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ። ኣባላት እቲ በረራ ንግዚኡ ከምዝተኣገዱ እውን ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ዕለተ…

መንግስቲ 8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ጨረታ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ 8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ጨረታ ኣቕሪቡ። ኢንተርፕራይዛት ሽኮር ናብ ውልቀ ንምዝዋር ኣብ ዝወፅአ ጨረታ ሰብ ሃፍቲ ንክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ። መንግስቲ ዓውዲ ውልቀ ኣብ ኢኮኖሚ ዘለዎ ተሳትፎ ክብ ንምባል  ዓሊሙ ዝተፈላለዩ መመሓየሺታት…

ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታ ዘተ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታ ዘተ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ዘተ ናይ ኩለን ክልላትን ክልተ ምምሕዳራት ከተማን ኮሚሽነራት፣ ኮሚሽነር ጀነራላትን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ተረኺቦም። ኮሚሽነር ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ…

ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ማሕበረሰብ ዓለም ዝረብሕ ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ካብ ዶብ ቻይናን ኣፍሪካን ሓሊፉ ማሕበረሰብ ዓለም ዝረብሕ ኢዩ ክብሉ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣኼባ ኣተሓባበርቲ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ብቪዲዮ…

ኣገልግሎት ዳያስፖራ ብምኽኒያት ጎንፂ ዝተጎድኡ ትካላት ከምዝሃነፅ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ዳያስፖራ ብምኽኒያት ጎንፂ ዝተጎድኡ ትካላት ንምህናፅ ዘኽአል ሰበድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ኣብ መንጎ ሚኒስቴር ጥዕናን ትምህርቲን ክምዝተኸተመ ተሓቢሩ። ካብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ሃፍቲ ብምትእኽኻብ እቶም ትካላት…

ድጎማ ነዳዲ ንዝተዓለመሉ ዕላማ ንምውዓል ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራልን ድጎማ ነዳዲ ንዝተዓለመሉ ዕላማ ንምውዓል ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም ኣብቲ መድረኽ ስምምዕነት ሚኒስትር  ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ኣብ ዝገበርኡ መደረ፥ እቲ ኣገልግሎት…

ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ግሩፕ ምስ ኩባኒያ ዋይ ቲ ኦ ቻይና ብሓባር ንምስራሕ ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ኢንጅነሪንግ ግሩፕ ምስ ኩባኒያ ዋይ ቲ ኦ ቻይና ብሓባር ንምስራሕ ዘኽአል ክታም ኣንቢሮም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ ግሩፕ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋን ዳይሬክተር ኩባኒያ ዋይ ቲ ኦ ቻይና ሊዩ ሁአጂን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ሰለማዊ መዕለቢ ንክረክብ ዝፀደቐ “ምኽረ ሓሳብ” መንግስቲ ንሰላማዊ ኣማራፂ ዘለዎ ቁርፀኝነት ዘረጋገፀ ኢዩ- ቢልለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ሰለማዊ መዕለቢ ንክረክብ ዝፀደቐ “ምኽረ ሓሳብ” መንግስቲ ንሰላማዊ ኣማራፂ ዘለዎ ቁርፀኝነት ዘረጋገፀ ኢዩ ክብላ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታርያት  ቤት ሕፈት ቀዳማይ ሚኒሰቴር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን። እተን ሓላፊት ሎሚ…

ስራሕቲ ፅገና ፍልፍል ሓይሊ ቆቃ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ዝግበር ዝነበረ ስራሕቲ ፅገና “ስቲሊንግ ቤዚን"  ፍልፍል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ቆቃ ተዛዚሙ። ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣካያዲ ስራሕ ስራሕቲ ፅገና ስቪል ሓይሊ ህንፀት ጣቢያታት መተሓላለፍቲ መስመራትን ምክፍፋልን ኢንጅነር…

ዘይ ሕጋዊ ዝውውር ደቂ ሰባት ንምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝግምግም መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይ ሕጋዊ ዝውውር ደቂ ሰባት ንምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝግምግም መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ንግዲ ደቂ ሰባተ፣ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ምሽጋርን ንስራሕ ናብ ሃገራት ወፃኢ ምልኣኽን ገበናናት ንምክልኻልን ምቁፅፅርን ዝተጣየሸ ብሄራዊ ቤት…