Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
በዓል መውሊድ ኣብ ዝኽበረሉ ቦታ ስራሕቲ ፅሬት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ምምሕዳር ፅሬት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ኣዲስ ብምትሕብባር በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር ኣቭ መስጂድ ኣንዋር መርሃ ግብሪ ፅሬት ኣካይዱ፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣመራርሓታት ከተማን ክፍለ ከተማን ሓዊሱ ኣቦታት…
በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝኽበር በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ ንጉሆ ሰዓት 12 መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ።
እቲ በዓል ኣመልኪቱ 9 ጊዜ መድፍዕ ከምዝትኮስ እቲ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
ኢትዮጵያ ናብ ኬንያ ስርናይ ንምልኣኽ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ኬንያ ፍርያት ስርናይ ንምልኣኽ ዘኽእል ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ስምምዕነት ተገይሩ።
እቲ ስምምዕነት ተበፂሑ ዘሎ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ምስ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዝገበሩዎ…
ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
እቶም ፕሬዚዳንት ናብ ሃገሮም እንትምለሱ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣፋኒየሙዎም።
ፕሬዚዳንት…
ኣገልግሎት ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ምጅማሩ ኣይሲቲ ሞተር ምዕባለ ጉዕዞና ብምግባር ናይ ምንቅስቓስና መርኣያ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ምጅማሩ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽን ቴክኖሎጂ ሞተር ምዕባለ ጉዕዞና ብምግባር ናይ ምንቅስቓስና መርኣያ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ኣገልግሎት ኢንነተርኔት መጀመሪ…
ዩኒቨርሲቲታት ተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ይቕበላ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ይቕበላ ኣለዋ።
30 መስከረም 2015 ዓ.ም ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ምውሃብ ከምዝጅመር ይፍለጥ።
ስለዝኾነ ሎሚ ዘበን ዝወሃብ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ዩንቨርስቲታት ንክኸውን…
ብልዕሊ 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ህንፀት ክልተ ሜጋ ፕሮጀክትታት ነምጅማር ዘኽእል ክታም ተነቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ብልዕሊ 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ህንፀት ክልተ ሜጋ ፕሮጀክትታት ነምጅማር ዘኽእል ክታም ተነቢሩ።
እቲ ሓደ ፕሮጀክት፥ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራን ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮን ኢዩ ዝህነፅ።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ኣብዚ ሰሙን ዝተመረቐ ሙዚየም ሳይንስ ዑደት ኣካይዶም።
ኣብቲ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ዘቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ሃገራዊ ጉዳያት ዘድሃበ ኢዩ።
ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ከምዘድሊ እቶም መራሕቲ ተዛሪቦም።
ፕሬዚዳንት…
ሳፋሪኮም መጀመሪ መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ኣገልግሎት ኔትዎርክ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም መጀመሪ መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ኣገልግሎት ኔትዎርክ ኣካይዱ።
ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ኣብ ኣዱስ ኣበባ ኣብ ዘሳለጦ መጀመሪ መርሃ ገብሪ ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ ኣገልግሎቱ ከምዝጀመረ ዕላዊ ገይሩ።
ኣብቲ ስነርዓት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ትካልን…