Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብምኽትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ÷ ሚነሲትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይን ዳይሬክተር…
ቦርድ መረፃ ኣብ ክልል ደቡብ ንዘካይዶ ህዝበ ውሳነ 541 ሚሊየን ብር በጀት ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ደቡብ ንዘካይዶ ህዝበ ውሳነ 541 ሚሊየን ነጥቢ 2 ብር በጀት ሕቶ ኣቕሪቡ።
ቦርድ መረፃ ኣብ ክልላዊ መንግስቲ ብሄር ብሄረ ሰባትን ህዝቢታን ደቡብ ንዘካይዶ ህዝበ ውሳነ መፈፀሚ ዘድልዮ 541 ሚሊየን…
“ብዓለም ለኸ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኢትዮጵያ ዝወፅአ ረቂቕ ፀብፃብ ባዶ ፀብፃብ ፖለቲካ ኢዩ”-የሱፍ ኢብራሂም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓለም ለኸ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኢትዮጵያ ዝወፅአ ረቂቕ ፀብፃብ ባዶ ፀብፃብ ፖለቲካ ኢዩ ክብሉ ኣይተ የሱፍ ኢብራሂም ገሊፆም።
ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ኣብንን በዓል ሞያ ዓለም ለኸ ሕጊታትን ኣይተ ዮሱፍ ምስ ፋና ቴሌቪዥን ፕሮግራም…
ብዝተፈላለዩ ገበናት ተጠርጢሩ እናተደለየ ዝነበረ ዘመነ ካሴ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ኮሚሽን ፖሊስ ኣምሓራ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፈላለዩ ገበናት ተጠርጢሩ እናተደለየ ዝነበረ ዘመነ ካሴ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ገሊፁ።
እቲ ውልቀ ሰብ ኣብ ከተማ ባህርዳር ቀበሌ 3 ኣብ መንበሪ ገዛ ሓደ ውልቀሰብ ተሓቢኡ ብሓበሬታ ሕብረተሰብ ከምዝትሃዘ…
ላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴታት ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን፣ ጥዕናን ማሕበራዊ ልምዓትን፣ ባህሊን ስፖርትን ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ኩለመዳይ ለውጢ፣ እዋናዊ…
ሚኒስቴር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 210 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 210 ሚሊየን ብር ሓገዝ ጥረ ገንዘብን መናፅሂን ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ብሚኒስቴር ትምህርቲን ተፀዋዕቲ ትካላትን ዝተገበረ ኢዩ፡፡
ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ምክልኻል ማርታ ሉዊ÷ ሚኒስቴር ትምህርቲን…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዘበነ ግዝኣቱ ሕቶ መሰል ህዝቢ ኦሮሞ እናዓፈኖ ዝነበረ ቁስሊ ኣይሓወየን – ሕብረት ኣባ ገዳታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዘበነ ግዝኣቱ ሃፍቲ ህዝቢ ኦሮሞ ካብ ምዝራፍ ሓሊፉ ሕቶ መሰል ህዝቢ እናዓፈነን እናቀተለን ዝነበሮ ቁስሊ ኣይሓወየን ክብሉ ሕብረት ኣባ ገዳታት ገሊፆም።
ኣባላት እቲ ሕብረት ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንህዝቢ…
ኣብ ዙሪያና ዘሎ ዓቕሚ ምልላይ ወሳኒ ፍልጠት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙሪያና ዘሎ ዓቕሚ ምልላይ ወሳኒ ፍልጠት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ሓደ እዋን ብሓደጋ ውሑጅ ተቓላዒ ዝነበረ ክልል ዓፋር ከባቢ…
ተወለድቲ ትግራይ ንሰራዊት ምክልኻል ስንቅ የሰናድኣ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮ ተወለድቲ ትግራይ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ስንቂ ንምግባር ኣብ ምስንዳእ ከምዝኾና ኣፍሊጠን።
ኣበር ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ተወለድቲ ትግራይ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ስንቂ…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ይሳተፉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ይሳተፉ ኣለዉ።
እቲ ጉባኤ “ለውጢ ትምህርቲ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።…