Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጉድለት ቀረብ ዘበናዊ ዱኽዒ ብኣማራፂ ተፈጥሮኣዊ ዱኽዒ ንምትካእ ይስራሕ ኣሎ – ሓልቲ ቢሮ ሕርሻ ክልላት
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉድለት ቀረብ ዘበናዊ ዱኽዒ ብኣማራፂ ተፈጥሮኣዊ ዱኽዒ ብምትካእ ፍርያታውነት ምህርቲ ንምድንፋዕ እናተሰርሐ ምዃኑ ሓልቲ ቢሮ ሕርሻ ክልላት ኦሮሚያ፣ ኣምሓራን ሲዳማን ገሊፆም።
ንእታወት ሕርሻ ወሰንቲ ካብ ሞንጎ ዝኾኑ ነገራት ቀረብ ዘበናዊ ዱኽዒ…
ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚለየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎ ልባስ ክዳውንቲ ኮንትሮባንድ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናይ ሕሶት ሰነድ ናብ ማእኸል ሃገር ክሓልፍ ዝነበረ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚለየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎ ልባስ ክዳውንቲ ኮንትሮባንድ ምሓዙ ኣብ ኮሚሽን ጉምሩኽ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት መቆፃፀሪ ጣቢያ ጪጬ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ መቆፃፀሪ ጣቢያ ምክትል…
ካብ መላእ ዓለም ብምትእኽኻብ ዒድ ብሓባር ንምኽባር ዝቐረበ ፃውዒት ሓድነትና ነርእየሉ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ ኢዩ – ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መላእ ዓለም ብምትእኽኻብ ዒድ ብሓባር ንምኽባር ዝቐረበ ፃውዒት ሓድነትናን ምትሕብባርናን ብተግባር ነርእየሉ ታሪኻዊ ኣጋጣሚ ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ካብ ዝኾነ ይኹን ክፋል…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮን ሓደጋታት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝግበር ሰብኣዊ ደገፍ ብዝለዓለ መገዲ ምጥንኻር ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ንሰብ ስራሕን ተፈጥሮን ሓደጋታት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝግበር ሰብኣዊ ደገፍ ነቲ ፀገም ዝምጥን ርብርብ ብምግባር ብዝለዓለ መገዲ ምጥንኻር ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም ።
ብሄራዊ…
ብዝተወደበ መገዲ ንኢትዮጵያ ንምድጋፍ ድልዋት ከምዝኾኑ ተወለድቲ ማሕበረሰብ ጋምቤላ ኣብ ኬኒያ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተወደበ መገዲ ንኢትዮጵያ ንምድጋፍ ድልዋት ከምዝኾኑ ተወለድቲ ማሕበረሰብ ጋምቤላ ኣብ ኬኒያ ገሊፆም።
ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ናይሮቢ ምስቶም ኣባላት ማሕበረሰብ ኣብ ዘካየዶ ዘተ፥ ኣቦ መንበር እቲ ማሕበር ሓዊሱ 18 ኣባላት ተሳቲፎም።
እቶም…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ብሓደጋ ትራፊክ ህይት 6 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ብዘጋጠመ ብሓደጋ ትራፊክ ህይት ሽዱሽተ ሰባት ሓሊፉ።
እቲ ሓደጋ ትራፊክ ኣብታ ክፍለ ከተማ ወረዳ ሓደ ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ኮድ ቁፅሪ 3 A02166 ኣ.ኣ ዝኾነት ሚኒባስ ታክሲ ፍሬን ተበቲኹዋ ብዝበፅሐ…
ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅን ዝተመጣጠነ ኣመጋግባ ጋህዲ ንምግባርን ሕርሻ ከተማ ምጥንኻር ወሳኒ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅን ዝተመጣጠነ ኣመጋግባ ጋህዲ ንምግባር ሕርሻ ከተማ ምጥንኻር ወሳኒ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ዋላ ስፍሓት ገደናና ንእሽተይ ይኹን…
እቲ ሃገራዊ ዘተ ዝተዓለመሉ ሸቶ ንክወቅዕ ስቪል ማሕበረሰብ ሃገራዊ ሓላፍነቱ ንክዋፃእ ክዳሎ ኣለዎ ተባሂሉ
ኣዲሰ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) እቲ ሃገራዊ ዘተ ዝተዓለመሉ ሸቶ ንክወቅዕ ስቪል ማሕበረሰብ ሃገራዊ ሓላፍነቱ ንክዋፃእ ክዳሎ ኣለዎ ከብል ሕብረት ትካል ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር እቲ ማሕበር ኣይተ መስኡድ ገበየሁ፥ ብፍላይ ጉዳያት ሕጊ፣ ሰላምን ሰብኣዊ መሰለን…
ፅሬት ፍርያት ንምሕላው ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ፍርያት ንምሕላው እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገሊፁ።
መንግስቲ ፅሬት ፍርያታት ንምሕላው ትኹረት ገይሩ እናተንቀሳቐሰ ይኹን እምበር ዝተደለየ ለውጢ ክመፅእ ከምዘይተኸኣለ ተሓቢሩ፡፡
ኢትዮጵያ ዝፈረመቶ ኣህጉራዊ…
1 ሺሕን 270 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 270 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲ ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ኣቲዮም።
ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣቢያተ ማእሰርቲን መፅንሒ ቦታን ሪያድን ጅዳን ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምምላስ ስራሕቲ ቀፂሉ ኣሎ።
ሎሚ መዓልቲ ድማ ካብ ስዑድ…