Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ዛዕባ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ዛዕባ ብምድሃብ ምስ ምምሕዳር እታ ከተማ ተዛቲዮም። እቶም ተወለድቲ ትግራይ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ዝወገነ ብምምሳል ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘብፅሖ ፅዕንቶን…

ኣብ 2015 ዓ.ም 280 ዕሸል ከተማታት ተረባሕቲ ዝርግሐ ሓይሊ ኤለትሪክ ክኾና እየን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌትርክ ኢትዮጲያ አብዚ ሕዝናዮ ዘለና በጀት ዓመት 280 ዕሸል ከተማታት ተጠቀምቲ ዝርግሐ ሓይሊ ኤለትሪክ ክኾና እየን ኢሉ፡፡ ዋና አፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌትርክ ኢትዮጲያ ሽፈራው ተሊላ፤ አብ በጀት ዓመት 2015 ዓ/ም ካብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሓላፊ ኢንቨስትመንት ኤዥያ-ፓሲፊክን ኣፍሪካን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣብ በዓል መዚ ኢንቨስትመንት ኳታር ሓላፊ ኢንቨስትመንት ኤዥያ-ፓሲፊክን ኣፍሪካን ሼክ ፋይሰል ቢን ታኒ ኣል-ታኒን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ፍሰስ መዋእለ ንዋይ ኣብ ምርኣይን…

ኣምባሳደር ስለሺ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ከባቢ ኣየር ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ከባቢ ኣየር ኢንገር አንደርሰን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ስለሺ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍፀም ዘሎ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ኣብሪሆም። ብተወሳኺ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዘካየደቶ ሰፊሕ መመሓየሺ  ብብርኪ ዓለም ኣፍልጦ ይረክብ ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ዘካየደቶ ሰፊሕ መመሓየሺ  ብብርኪ ዓለም ኣፍልጦ ይረክብ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዓውዲ ፋይናንስ ኢትዮጵያ ንምምሕያሽ ብዝገበርዎ ፃዕሪ ሽልማት ፋይናንስ ኢስላሚክ…

ኣምባሳደር ደሚቱ ሃምቢሳ ምስ ዳይሬክተር ጄኔራል ትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣልያን ደሚቱ ሃምቢሳ ምስ ዳይሬክተር ጄኔራል ትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም ቁ ዶንግዩ ተዛቲየን። ኣምባሳደር ደሚቱ መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣቢሉ ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ዘለዎ ቁርፀኝነት…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን  ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣፍሪካ ሪታ ላራንጂንሃ ተዛቲዮም። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ጎንፅን መንግስቲ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ህንፀት ሰላምን አብሪሆም።…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝተኮሶ ከቢድ ኣፅዋር ኲናት ህይወት 5 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ኽምራ ወረዳ ኣበርገለ ብዝተኮሶ ከቢድ ኣፅዋር ኲናት ህይወት 5 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ብዙሓት መንበሪ ኣባይቲ ከምተባረዐ ተሓቢሩ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ወረዳ ኣይተ ዩሃንስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን  ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም። ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ እውን ብሓባር ናብታ ሃገር ከምዝኸደ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ምሕፅንታ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ግዘ መዐደጊ ኢዩ- ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ-ጄራልድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሰምዐ ምሕፅንታ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዘላቒ ሰላም ዕድል ንምሃብ ዘይኮነስ ካብ ዘጋጠሞ ክሳራ ንምምላስን ግዘ መዐደጊን ከምዝኾነ ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ-ጄራልድ ገሊፀን። ኣን ፊትዝ-ጀራልድ፥ እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብዚ ሐዚ እዋን ሕጋዊ…