Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

እንቋዕ ንመበር 11 ዓመት ምንባር እምነ ኩርናዕ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብፀሐና- ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንቋዕ ንመበር 11 ዓመት ምንባር እምነ ኩርናዕ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብፀሐና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ን1 ሺሕ ዓማውቲ እንትፈስስ ዝነበረ ሩባ ኣባይ…

ስርዓተ ቀብሪ ነበር ኣቦ መንበር ኦነግ ኣይተ ገላሳ ዲልቦ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ነበር ኣቦ መንበር ኦነግ ኣይተ ገላሳ ዲልቦ ተፈፂሙ። ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ከባቢ ሲ ኤ ምሲ ካብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኦም ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ናይ ቀደም መቓልስቶም፣ ሓለፍቲ ስራሕ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ፡፡ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ 7ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ማክሮ ኢኮኖሚን ፊስካል ማዕቐፍን ተዛትዩውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ማእኸላይ ዘመን (2014-2019) ኣብ…

ፖሊስ ፌደራል ዝጀመሮ ምስፍሕፋሕ ቴክኖሎጂን ከይዲ ለውጢ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕን ሓቢርና ክንሰርሕ ኢና  ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ዝጀመሮ ምስፍሕፋሕ ቴክኖሎጂን ከይዲ ለውጢ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕን ሓቢርና ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ገሊፆም፡፡ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ዝጀመሮ ናይ ቴክኖሎጂ ምስፍሕፋሕን ከይዲ ለውጢ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕንሓቢሮም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ሃርጌሳ ብዘጋጠመ  ባርዕ ሓዊ ንዝበፅሐ ዕንወት ዝተሰምዖም ዓሚዩቕ ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ሃርጌሳ ብዘጋጠመ  ባርዕ ሓዊ ንዝበፅሐ ዕንወት ዝተሰምዖም ዓሚዩቕ ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ሶማሊ ላንድ ከተማ ሃርጌሳ ኣብ ዝተልዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንዝተፍጥረ ሰብኣዊን…

መንግስቲ ናህሪ ዋጋ ንምስትኽኻል ዘኽእሉ ስጉምትታት ይወሰድ ኣሎ- ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናህሪ ዋጋ ንምስትኽኻል ዘኽእሉ ስጉምትታት እናወሰደ ከምዝኾነ  ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቦም። ኣብ…

ኣብ እዋን ፆም ረመዳን ብኲናትን ድርቂን ጉድኣት ዘዝበፅሖም ወገናት ምሕሳብ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ህዝበ ሙስሊም ኣብ እዋን ዓቢዪ ፆም ረመዳን ብኲናትን ድርቂን ጉድኣት ዘዝበፅሖም ወገናት ንኸሓስቦም ሓቲቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ፆም ንባዕልኻ ኣፅሪኻ…

መበል 1443 ፆም ረመዳን ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1443 ፆም ረመዳን ፅባሕ ቀዳም 24 መጋቢት ክጅመር ኢዩ ። ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ፥ ወርሒ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ስለዝተረኣየት እቲ ፆም ፅባሕ ክጅምር ኢዩ። ሓላፊ ርክብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብጻሕን ሰላም ንምርግጋፅን ዝግበር ፃዕሪ ዝነኣድ ኢዩ – ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣኔቴ ዌበር ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብጻሕን ሰላም ንምርግጋፅን ዝግበር ፃዕሪን ንኢደን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስቶም ፍሉይ ልኡኽ…

500 ሜትሪክ ቶን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ክልል ትግራይ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)500 ሜትሪክ ቶን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ናብ ክልል ትግራይ ምብፅሑ ትካል ምግቢ ዓለም ገሊፁ። ናብቲ ክልል ዝግበር ምንቅስቓስ ሰብኣዊ ሓገዝ ምድሪ ምጅማሩ ስዒቡ ሰፊሕ ስትራቴጂክ ውፅኢት ክርከብ ከምዝኸኣለ እውን እቲ ትካል ኣፍሊጡ።…