Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ቢሾፍቱ ብልዕሊ 133 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተጣየሸ ፋብሪካ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ብልዕሊ 133 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መፍረዪ መሳርሒ ሕርሻ ተመሪቑ።
ማሕበር ኣክሲዮን ጀብዱ ሞተርስ ዘህነፆ እቲ ፋብሪካ÷ ንልምዓት መስኖ ዝሕግዙ መምጠጢ ማይ (ፓምፕታት) ሓዊሱ ንፍርያት ሕርሻ ሓገዝቲ ዝኾኑ…
ኣብ ግምባር ሰቆጣ ንዝተሰለፈ ጥምር ጦር ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ዋግህምራ ወረዳ ደሃናን ምምሕዳር ከተማ ኣምደ ወርቅን 785 ሺሕ ብር ዝግመቱ እንስሳት ኣብ ግምባር ሰቆጣ ንዝተሰለፈ ጥምር ጦር ሓገዝ ኣበርኪቶም።
እቲ ሓገዝ ዘረከቡ ምክትል ኣመሓዳሪ ወረዳ ደሃና ኣይተ ዘነበ ማሞ÷ “ንሰላም ህዝቢ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ደቂ ኣንስትዮን መናእሰይን ትኹረት ዝገበረ ጉባኤ ብመደረ ከፊተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ታንዛኒያ ዳሬ ሰላም እናተኻየደ ዝርከብን ኣብ ደቂ ኣንስትዮን መናእሰይን ትኹረት ዝገበረን ጉባኤ መኽፈቲ መደረ ኣስሚዐን።
እቲ ጉባኤ ብፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ሳሚያ ሓሰንን ዋና ፀሓፊ ናፃ ዞባዊ ንግዲ ኣፍሪካ…
ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ደገፍ ተሽከርከርቲ ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤይድ)ንኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ደገፍ ተሽከርከርቲ ገይሩ።
ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን መፍትሕ እተን ተሽከርከርቲ ንምክትል ዋና ኮሚሽነር ራኬብ መለሰ ኣረኪበን።…
“ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሕጻናት ናብ ኲናት ምእታዉ የተሓሳስበኒ” – ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጀራልድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሕፃናት ናብ ኲናት እናእተወ ማሕበረሰብ ዓለም ብስቕታ ምሕላፉ ከምዘተሓሳስበን ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጀራልድ ገሊፀን።
ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጀራልድ፥ ኣብ ካናዳ ተመራማሪት ዓለም ለኸ ጉዳያት ፀፅታን ኣብ ባልሲሊ ዲን ዓለም ለኸ…
ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ማእሰርቲ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ተፈቲሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ካብ ማእሰርቲ ከምዝተፈትሑ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ኣፍሊጡ።
እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብዚ ሰሙን ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም ብኣተሓባባራይነት እቲ ኤምባሲ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ…
ብ461 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ዘበናዊ ማእኸል ሕክምና ዓይኒ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዳግማዊ ምኒሊክ ሆስፒታል ብ461 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ዘበናዊ ማእኸል ሕክምና ዓይኒ ተመሪቑ።
ሚኒስተር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንገስቲ ኣብቲ ስነ…
ሓዱሽ ዓመት ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነተን ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት 2015 ዓ.ም ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነተን ኣፍሊጡ።
እቲ በዓል ብሰላም ንክዛዘም ኣብ ሓለዋ ዝተዋፈሩ ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ነህዝቢ ብምቕዳም ዝተውሃቦም ሃገራዊ ልኡኽ ብብቕዓት…
ኣምባሳደር ፈይሰል ኣልይ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኳታር ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ብዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ፈይሰል ኣልይ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሱልጣን ቢን ሰዕድ ኣልምረሂ ዘትዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ እተን ሃገራት ዘለወን ክልቲኣዊ ርክብ ዝያዳ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት…
ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ኣብዚ ወርሒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ።
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፌዴሪኢ ኣብ ኣልጄሪያ ኣብ ዝነበረን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምስ ሰብ መዚ እታ ሃገር ተዛቲየን።
ቀፃሊ ዙር…