Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣሳታፋይነት እቲ ብሄራዊ ምኽክር ዝዕወት ኩሉ ኢትዮጵያዊ ብቕንዕናን ብበዓልዋናነትን ነቲ ከይዲ ክድግፍ እንትኽል ምዃኑ ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሳታፋይነት እቲ ብሄራዊ ምኽክር ክዕወት ዝኽእል ኩሉ ኢትዮጵያዊ ነቲ ከይዲ ብቕንዕናን ብበዓልዋናነትን ክድግፍ እንትኽል ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ኣብ ከተማ ቡራዩ ናብ ሸኔ ሎጅስቲክስ ብምቕራብ ኣብ ዝተጠርጠረት ውልቀ ሰብ መንበሪ ገዛ ከቢድ ኣፅዋርን ጠያይትን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ቡራዩ ናብ ሸኔ ሎጅስቲክስ ብምቕራብ ኣብ ዝተጠርጠረት ውልቀ ሰብ መንበሪ ገዛ ከቢድ ኣፅዋርን ጠያይትን ተታሒዞም። ብሔራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ዘካየዶ ክትትልን ሓበሬታን ንፖሊስ ኦሮሚያ በዘሃቦ መሰረት እታ…

ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ምስ ምክትል ኢታማዦር ሹም ደቡብ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ቶይ ቻኒይ ሬይት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ምስ ምክትል ኢታማዦር ሹም ደቡብ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ቶይ ቻኒይ ሬይት ተዛቲዮም። ብጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጁባ ዑደት ስራሕ የካይድ ከምዘሎ ካብ…

ፋብሪካ ባኒ ሸገር ናይ መፍራይ ዓቕሙ እናወሰኸ ከምዝመፅአ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ባኒ ሸገር ናይ መፍራይ ዓቕሙ እናወሰኸ ከምዝመፅአ ተገሊፁ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ፥ ኣብቲ ፋብሪካ ዑደት ኣካይዶም። ኣብ እዋን እቲ ዑደት፥ እቲ ፋብሪካ ባኒ ናይ መፍራይ ዓቕሙ እናወሰኸ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ናይ ጦርነት ኣተሓሳስባ ክወፅእ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ናይ ጦርነት ኣተሓሳስባ ወፂኡ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝረብሑ ጉዳያት ንክሰርሕ ሓላፊ ዓውዲ ውዳበ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣይተ ገብረፃድቅ ገብረመድህን ገሊፆም። እቶም ሓላፊ ምስ መሶብ ፋና ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝገለፁዎ፥…

ሓገዝ እኽሊ ዝፀዓና 21 ተሽከርከርቲ  ብኣብዓላ ኣቢለን ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምጉዕዓዝ ጀሚረን-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓገዝ እኽሊ ትካል ምግቢ ዓለም ዝፀዓና 21 ተሽከርከርቲ ብኣብዓላ ኣቢለን ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምጉዕዓዝ ጀሚረን ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ ዜጋታት ህይወቶም…

ዓብዪ ፆም ወርሒ ረመዳን ይቕረ ይቕረ እንበሃሃለሉ ኢዩ-ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጅ ዑመር ኢድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ፆም ወርሒ ረመዳን ይቕረ ይቕረ እንበሃሃለሉ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት መኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጅ ዑመር ኢድሪስ ገሊፆም። ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጅ ዑመር ኢድሪስ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ፆም ሙስሊማት ባዕልቶም…

ንዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዘድሊ እኹል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስቶት ምብፃሕ ከምዝከኣል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዘድሊ እኹል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስቶት ምብፃሕ ከምዝከኣል ተገሊፁ። ሓላፊ ኮሚኒኬሽን ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣይተ ጋሻው አይችሉህም ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብዚ ሐዚ…

ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንነባርን ሓደሽቲን ጣቢያታት ቴሌቪዥን ሃይማኖት ፍቓድ ምሃብ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ 23 መጋቢት 2014 ዐዓም ጀሚሩ ንነባርን ሓደሽቲን ጣቢያታት ቴሌቪዥን ሃይማኖት ፍቓድ ምሃብ ክጅመር ኢዩ። በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ረቂቕ መምርሒ  ብሮድካስት ሃይማኖት ዘተ ይገበር ኣሎ። ዋና ዳይሬክተር እቲ…

ኢትዮጵያ ልዑል ታሪኽ ስነ ጥበብ ዘለዋ ሃገር ኢያ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ልዑል ታሪኽ ስነ ጥበብ ዘለዋ ሃገር ኢያ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ብማህተም በምስኣል ዝፍለጥ ኢትዮጵያዊ ሰኣሊን መምህርን ሃይሌ ክፍሌ፥ ንፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብምስኣል ኣበርኪቱለን። እቲ ሰኣሊ፥ ተምሳሌት…