Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጎንደር ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ አን ጃኮብሰን ዑደት ንምግባር ናብ ከተማ ጎንደር ኣቲየን። እተን ኣምባሳደር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ቴዎድሮስ እንትበፅሓ ከንቲባ እታ ከተማ ዘውዱ ማለደን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ…

ንኣዶ ተምሃራይ ኤፍሬም ብመርሃግብሪ ድኻ ተኮር ካብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ በዓል ክልተ መደቀሲ ተዋሂቡዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንኣዶ ተምሃራይ ኤፍሬም በለጠ ብመርሃግብሪ ድኻ ተኮር ካብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ በዓል ክልተ መደቀሲ ሂቡዋ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከመዝበልኡ፥ ምምሃር ኣብ ኣተሓሳስባ ደቂ ሰባት ለውጢ…

ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያን ሽልማት ዕድመ ልክዕ ተደርኪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያን ሽልማት ዕድመ ልክዕ ተደርኪቱሎም። እቲ ሽልማት ፍላይት ግሎባል ዝተብሃለ ኩባኒያ አንግሊዝ ዝሃቦም እንትኸውን፥ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ኣየር ንዘርኣይዎ ዝለዓለ ኣመራርሓ…

1 ሺሕን 40 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 40 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ…

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ መድረኽ ምምራፅ ኣመራርሕኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ መድረኽ ምምራፅ ኣመራርሕኡ የሳልጥ ኣሎ። ትካላዊ ለውጢን ሓድነትን ሙስሊማት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ካልኣይ ዙር ሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ…

ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ጥቡቕ ርክብ ብምፍጣር ኣብ ሞንጎ ዶብ እተን ሃገራት ዕጡቓት ሓይሊታት ከይንቀሳቐሱ ከምትከላኸል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ጥቡቕ ርክብ ብምፍጣር ኣብ ሞንጎ ዶብ እተን ሃገራት ዕጡቓት ሓይሊታት ከይንቀሳቐሱ ከምትከላኸል ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ምክልኻል ብርጋዴር ጀኔራል ነቢል ዓብደላ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ…

ኣፈጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፤ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ካንግ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ዝፀንሐ ታሪኻዊ ርክብ ክልቲአን ሃገት ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኢትዮጵያ ልዕል 6 ሺሕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር…

ኣብ ዘፈር ጥዕና ዝስርሑ ስራሕቲ ፈጠራ ሓገዝ ከምዝግበረሎም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ፈጠራ ፅሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ጥዕና ናብ ሕብረተሰብ ተበፃሒ ንምግባ ልዑል ኣስተዋፅ ከምዘለዎ ሚኒሰስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ዶክተር ሊያ፥ ኣብ ስትራቴጂክ ትልሚ ጥዕና ሓሙሽተ ዓመት ፅሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ብምድንፋዕ ዝሐሸ…

ዝቐፀለ መውስቦ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዘቃለዐ ቃለ መሕትት

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መውስቦ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሕዚ እውን ዝቐፀለ ምዃኑ ዘቃለዐ ቃለ መሕትት ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሓደ ኣፈፃሚ ጉዳይ ዝኾነ ኦን ላይን ሚዲያ ተኻይዱ። ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ግብረ ራዕዳውያን ተባሂሎም ዝተፈረጁ ህወሓትን ሸኔን…

አፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይ ታገሰ ጫፎ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ብምዃን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ኣጀሚሮም። ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ወለንታ፥ ናይ 30 ዓቕመ ደካማ…