Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቤት ምኽሪ ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ ንክልተ መዓልታት ጉአባኤኡ ከሳልጥ ኢዩ።
ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ዝትፈላለዩ ኣጀንዳታት ድሕሪ ምዝታይ ዝተፈላለዩ ሹመታት ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለም ለኸ ጉባኤ መንግስቲ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለም ለኸ ጉባኤ መንግስቲ ትሳተፍ ኣላ።
ኣብቲ ጉባኤ ዝሳተፉ ዘለዉ ሚኒስተር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ፥ ጎኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ ዝተፈላለዩ ከልቲኣዊ ዘተ የካይዱ ከምዘለዉ ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ…
ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ ብምቕራብ ዘተ ከምዝግበረሉ ተገሊፁ።
ኣብ ምጥያሽ መንግስቲ እቲ ክልል ዘተ ዝገበረሉ ቃለ ጉባኤ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሕልፈት ህይወት ገላሳ ዲልቦ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ህይወት ገላሳ ዲልቦ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣይተ ገላሳ ዲልቦ ካብ ምንቅስቓስ ተምሃሮ ጀሚሮም ንነፃነት ህዝቢ ኦሮሞን…
ነበር ኣቦ መንበር ኦነግ ገላሳ ዲልቦ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣቦ መንበር ኦነግ ገላሳ ዲልቦ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ብሕልፈት ህይወት ገላሳ ዲልቦ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መግለፂኦም፥ “ኦሮሚያ ጠንካራ ሰብ…
ኤች ኣር 6600 ብተግባር ኣብ ኢትዮጵያ ዘይምርግጋእ ዘምፅእን ፃዕሪ ሰላም ዘተዓናቕፍን ኢዩ – ፕሮፌሰር ጆን ኣቢንክ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ጎንግረስ ኣሜሪካ ዝቐረበ ኤች ኣር 6600 ብተግባር ኣብ ኢትዮጵያ ዘይምርግጋእ ዘምፅእ፣ ፃዕሪ ሰላም ዘተዓናቕፍን ልምዓት ዴሞክራሲ ዘልምስን ምዃኑ ፕሮፌሰር ጆን ኣቢንክ ገሊፆም።
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሌይደን ፕሮፌሰር ትምህርቲ ምሕደራን…
ተበፃሕነትን ፅሬትን ኣገልግሎት ጥዕና ንምርግጋፅ ዝሕግዝ ፕሮጀክት22 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፋዉንዴሸን ቢል ኤንድ ሚሊንዳ ጌትስ ዝሽፈን ተበፃሕነትን ፅሬትን ኣገልግሎት ጥዕና ንምርግጋፅ ኣብ ዝሕግዝ ፕሮጀክት 22 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ።
ሚኒትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፥ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ንመላእ ኢትዮጵያ…
ኣብ ካልኣይ ዙር በረራ 438 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር በረራ 438 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ቀዳማይ ዙር ተመለስቲ ናብ ሃገሮም ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ድሕሪ ሰዓት ድማ ኣብ ካልኣይ ዙር በረራ 438 ዜጋታት ምምላሶም ካብ ሚኒቴር ጉዳያት ወፃኢ…
ካብ ስዑድ ዓረብ ንዝምለሱ ዜጋታት ካብ ኣቀባብላ ክሳብ እግሪ ምትካል ዘሎ ከይዲ ንምቅልጣፍ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ስዑድ ዓረብ ንዝምለሱ ዜጋታት ካብ ኣቀባብላ ክሳብ እግሪ ምትካል ዘሎ ከይዲ ንምቅልጣፍ እኹል ምድላው ተገይሩ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ብሄራዊ ኮሚቴ ኣቀባብላ ስደተኛታት ኣፍሊጡ።
ኣብ ኣቢያተ ማእሰርቲ ስዑድ ዓረብ ዝለበሩ ብ100 ኣሽሓት ዝቑፀሩ…
ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ጉዳያት ሰላምን ደሕንነትን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ክልተኣዊ ከባቢያዊ ጉዳያት ፀፅታ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።
ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድማርሻል ብርሃኑ ጁላን ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ኬንያ ጄኔራል ሮበርት ኪቢቹን ኣብ ኬንያ ናይሮቢ…