Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ማእሰርቲ ዝነበሩ 126 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ማእሰርቲ ዝነበሩ 126 ኢትዮጵያውያን ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ታንዛኒያ ኣቋሪፅካ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝግበር ዘይሕጋዊ ጉዕዞ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ብሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ታንዛኒያ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር…
ርዕሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 400 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል ወፍሪ ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብቲ ክልል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ሉሜ ኣጀሚሮም።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ሽመለስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ፌዴራልን…
ቤት ምክር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን2015 በጀት ዓመት ልዕሊ 100 ቢሊየን ብር ውሳነ በጀት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምክር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን2015 በጀት ዓመት ልዕሊ 100 ነጥ 05 ቢሊየን ብር ውሳነ በጀት ኣፅዲቑ።
ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝተቐመጡ ስራሕቲ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ብዝበለፀ ብምጥንኻር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስግጋር…
ብ400 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ትራንስፎርመር ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ሓፈሻዊ ንግዲ ዳግም ኬኔዲ ብ400 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዘህነፆ ፋብሪካ ትራንስፎርመር ሎሚ ተመሪቑ።
ኣብቲ ስነስርዓት ምረቓ ሚኒስትር ንግዲ ኣይተ መላኩ ኣለበል ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን…
ኩለንተናዊ ብቕዓት ዘለዎ ሰራዊት ሃኒፅና ኢና ክብሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብ ሜ/ጀኔራል ጌታቸው ጉዲና ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝኽሪ በዓል ምስረታ እዚ ሰሜን ምዕራብን ኣብ ዝሓለፉ ዓውደ ውግኣት ብብቕዓት ተልእኾኦም ንዝፈፀሙ ኣባላት ኣፍልጦ ንምሃብን ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ኣብ ወልቃይት ፀገዴ ሰቲት ሑመራ ተኻይዱ፡፡
ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብ ሜጀር ጀኔራል ጌታቸው…
ሚኒስቴር ጥዕና ማእከል ሕክምና ኮቪድ ኮይኑ ግልጋሎት እናሃበ ዝነበረ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ናብ በዓል ዋንኡ መሊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ንዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ሕክምና ኮቪድን ካልኦት ሃንደበታዊ ሕክምናን እናሃበ ዝነበረ ኣዲስ ፓርክ /ሚሊንየም ኣዳራሽ/ ናብ በዓል ዋንኡ ንሜድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ብምንኣድ ኣረኪቡ፡፡
ሚኒስትር ሚኒሰቴር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ…
ኣብ ከይዲ ኣወሃህባ ፍርዲ ጥፍኣተኛ ዝተብሃሉ ዳያኑ ስጉምቲ እርማት ከምዝተውሃበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከይዲ ኣወሃህባ ፍርዲ ጥፍኣተኛ ንዝተብሃሉ ዳያኑ ስጉምቲ እርማት ከምዝወሰደን ናይ ዳያኑ ዓቕምን ክእለትን ንምዕባይ ስልጠና ምውሃቡን ፕሬዚዳንት እቲ ቤት ፍርዲ ኣይተ ተስፋዬ መለሰ ገሊፆም።
ቤት ምኽሪ ምምሕዳር…
ኣብ ዓመት 8 ነጥቢ 1 ሚሊየን ቶን ሲሚንቶ ከፍሪ ዝኽእል ፋብሪካ ሲሚንቶ ኣብ ሸበል በረንታ ክህነፅ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓመት 8 ነጥቢ 1 ሚሊየን ቶን ሲሚንቶ ምፍራይ ዝኽእል ፋብሪካ ሲሚንቶ ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ኣብ ሸበል በረንታ ክህነፅ እዩ፡፡
ምስ ህንፀት እቲ ፋብሪካ ተተሓሒዙ ስነ ስርዓት ክታም ፍቓድ ስምምዕነት ላዕላዋይ ብርኪ ፍርያት ማዕድን ኣብ ከተማ…
ናይ ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲ ኮተቤ 2 ሽሕን 881 ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲ ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 2 ሽሕን 881 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ሓዊሱ ተመረቕቲ ተምሃሮ፣ ስድራኦምን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን…
ቅድሚ 30 ዓመታት ዝተዘርአ ኣተሓሳስባ ምፍልላይ እናጠፍአ ብኣተሓሳስባ ሕውነት ንኽትካእ ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር ቢቂላ ሁሪሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ 30 ዓመታት ተዘሪኡ ዝነበረ ኣተሓሳስባ ምፍልላይ እናጠፍአ ብኣተሓሳስባ ሕውነት ንኽትካእ ይስራሕ ምህላዉ ሓላፊ ዘፈር ህዝብን ዓለም ለኻዊ ርክብን ፓርቲ ብልፅግና ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ ገሊፆም፡፡
ቤት ዕዮ ዓለም ለኻዊ ርክብ ፓርቲ…