Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሎሚ ዘበን ብብርኪ ሃገር ኣብ ልዕሊ 400 ሺሕ ሄክታር መሬት ልምዓት መስኖ ስርናይ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ብብርኪ ሃገር ኣብ ልዕሊ 400 ሺሕ ሄክታር መሬት ልምዓት መስኖ ስርናይ ይካየድ ከምዘሎ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር ልምዓት ዘራእቲ ኢሳያስ ለማ፥ ኣብ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት ስርናይ በፍሪያት ውሽጢ ዓዲ…
ሃገር በቆል ስርዓት ኣፈታትሓ ጎንፂ ንውጥን ሃገራዊ ህንፀት ርኡይ ታራ ኣለዎም – ሚኒስቴር ሰላም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር በቆል ስርዓት ኣፈታትሓ ጎንፂ ንህንፀት ሃገራዊ ሰላም ርኡይ ታራ ከምዘለዎም ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ።
ዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ ንምዕሳልን ጎንፂታት ንምፍታሕን ሃገር በቆል ስርዓታት ኣፈታትሓ ጎንፂታት ምስ ሳይንሳሰዊ ስነ-ሓሳብ ኣፈታትሓ ጎንፂ…
ኣብ ብሄራዊ ፓርክ “ነጭ ሳር” ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ፓርክ “ነጭ ሳር” ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ
መጠን እቲ ሓደጋ ንምቕናስን እቲ ባርዕ ሙሉእ ንሙሉእ ንምቁፅፅርን ፖሊስ ዞባ ጋሞ፣ ከተማ ኣርባ ምንፅን ወረዳ ከባቢ ኣርባ ምንጭን፣ ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ለውጢ ኣየረን…
ጂቡቲ ኣተውቲ ፅዕነታት ካብ ወደብ ብቕልጡፍ ናብ ኢትዮጵያ ንኸኣትዉ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዓ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጂቡቲ ናይ ኢትዮጵያ ኣተውቲ ፅዕነታት ካብ ወደባታን ናፃ ቀጠናታትን ናብ ዝተፈላለዩ መባፅሕቲ ኢትዮጵያ ብቕልጡፍ ንምጉዕዓዝ ብዕቱብ ንምስራሕ ምስምዕማዓ ገሊፃ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ብርሃኑ ፀጋየ ምስ ኣቦ መንበር በዓል መዚ ወደባትን…
ኣብዚ ክልል ብዘጋጠመ ድርቂ ኣብ ልዕሊ እንስሳት ዝበፅሕ ጉድኣት ንምክልኻል ስራሕቲ ልምዓት ምግቢ እንስሳት ይካየድ ኣሎ-ኣይተ ሙስጠፌ ሙሓመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ብዘጋጠመ ድርቂ ኣብ ልዕሊ እንስሳት ዝበፅሕ ጉድኣት ንምክልኻል ስራሕቲ ልምዓት ምግቢ እንስሳት ይካየድ ኣሎ ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ ሙሓመድ ገሊፆም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ዲየኦም…
ኣይተ ሙስጠፌ ሙሓመድ ብኣይተ ኣህመድ ሽዴ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ፌደራል ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክለል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ ሙሓመድ ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ድርቂ ኣድሂቦም ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌደራል ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብቲ ክልል ብዘጋጠመ ድርቂን እናተውሃበ ዘሎ…
ሓደሽቲ ኣምባሳደራት ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ሃገራዊ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ክውክሉ ንዝተሸሙ ኣባሳደራት እናተውሃበ ዝነበረ ስልጠና ተዛዚሙ።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ናይ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒሰስትር ጉዳያት ወጻኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተረኺቦም፡፡…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምኽባር ናብራ ንምርግጋእ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ
አዲስ አበባ፣ የካቲት 27፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምኽባር ናብራ ንምርግጋእ እናሰርሐ ምዃኑ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን።
ትማሊ ምሸት ግብረ ሓይሊ እታ ከተማ ብዝገበሮ ዳህሳስ፥ ዘይቲ ካብታ ከተማ ተፃዒኑ እንትወፅእ ከምዝተትሓዘ ገሊፀን፡፡
ኣብዚ ሕዚ እዋን…
ምትሕበባር ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ምጥንኃር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ ልዝብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ሄኖክ ተፈራ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም።
ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ገለፃ ገይሮምሎም።
ካብዚ ሓሊፉ ድማ ሓገዝ መሓዙት ተወሲኹዎ ሰላምን ልምዓትን…
ስራሕቲ ፅሬትን ስልጠናን ንምምሕያሽ ፈጠራ ዕድል ስራሕ መንግስቲ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ባንኪ ዓለም ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ብምጥያሽ ስራሕቲ ፅሬት ስልጠናን ንምምሕያሽን ዕድል ስራሕ ንኽፍጠር ዝገበሮ ፃዕሪ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ኣብ ባንኪ ዓለም ዳይሬክተር ዘፈር ትምህር ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ሳፋ ኤል ኮጋሊ ገሊፀን።
እተን…