Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝበረ ናይ ወፃኢ ሃገር ገንዘብ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ከሕብረተሰብን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብምውዳድ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝበረ ናይ ወፃኢ ሃገር ገንዘብ ምሓዙ ኣፍሊጡ። ብዝተኻየደ ወፍሪ 27 ሺሕ 491 ዶላር ኣሜሪካ፣…

ምንዋሕ እዋን ስግግር ደቡብ ሱዳን ብፅቡቕ ጎኑ ከምዝምልከቶ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ምንዋሕ እዋን ስግግር ደቡብ ሱዳን ብፅቡቕ ጎኑ ከምዝምልከቶ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ደቡብ ሱዳን ናይ ስግግር እዋን ንተወሳኺ 24 ኣዋርሕ ኣናዊሓ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ…

1 ሺሕን 76 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 76 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 5 ህፃናት ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ…

ዝተፈላለያ ትካላት ኣካል ራብዓይ ሓምለዋይ ኣሰር ዝኾነ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጥምህርቲን ተፀዋዕቲ ትካላቱን ከምኡ እውን ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም፡፡ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጥምህርቲ÷ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣምቦ ቀፅ ወሊሶ መርሃ ግብሪ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዕደጋ ቻይና ዘለዋ ግደ ክብ ንክብል ትኹረት ተወዋሂብዎ ይስራሕ ኣሎ 

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መድረኻት ቻይና ንዕድጊት ኦንላይን ተቕርቦም ፍርያታት ብምውሳኽ ኣብቲ ዕዳጋ ዘለዋ ግደ ክብ ንምባል ትኹረት ተዋሂብዎ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ምኽትል መራሒ ሚስዮን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣምባሳደር ዳዋኖ ከድር ገሊፆም። እቲ…

መዕሸጊ ፕላስቲክ ንምፍራይ ዘገልግሉ ፍርያታት ንምፍራይ ዘኽል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኡ ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓለም ዝገበረ Gulf Ingot FZC ዝተብሃለ ትካል ንዝተፈላለዩ መስተታትን ማይን ዘገልግሉ መዕሸጊ ፕላስቲክ ንምፍራይ ዘግግሉ ፍርያታት ንምፍራይ ዘኽል ስምምዕነት ምስ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ተፈራሪሙ።…

መንግስቲ ኣብ ዝጀመሮ ትልሚ ልምዓ ዓስርተ ዓመት ንዘፈር ሕርሻ ቅድሚት ሂቡ እናሰርሐ ይርከብ – ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት ኣብ ዝጀመሮ ትልሚ ልምዓ ዓስርተ ዓመት ንዘፈር ሕርሻ ቅድሚት ሂቡ እናሰርሐ ከምዝርከብ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር÷ ምስ ምክትል ዳይሬክተር ጄኔራል ማእኸል ምትሕብባር ኢኮኖሚያዊ ልምዓት ወፃኢ ቻይና…

ባንኪ ዓለም ንኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣፍረይቲ ኢንተፕራይዛት ተወሳኺ 200 ሚሊየን ዶላር ሰሊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣፍረይቲ ኢንተፕራይዛት ተወሳኺ 200 ሚሊየን ዶላር ከምዝሰለዐ ልምዓት ኣፍሊጡ። ኣብ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ÷ ፕሮጀክት ፋይናንስ ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኢንተፕራይዛት መድረኽ ዘተ መዳርግቲ ኣካላት…

ሚኒስቴር ሕርሻን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ኣፈፃፅማ በጀት 2014 ዓ.ምን ኣብ ትልሚ 2015 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ኣፈፃፅማ በጀት 2014 ዓ.ምን ኣብ ትልሚ 2015 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ተፀዋዕነቶም ንሚኒስቴር ሕርሻ ዝኾኑ ትሽዓተ ትካላት÷ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣፈጻፅማ በጀት ዓመት 2014ን ኣብ ትልሚ 2015…

ተቛሪፁ ዝነበረ በረራ ከተማ ማኒላ ከምዝቐፀለ መገዲአ የር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ማእኸል ንግዲን ፋይናንስን ፊሊፒንስ ናብ ዝኾነት ከተማ ማኒላ ኣቋሪፁዎ ዝነበረ በረራ ከምዝቐፀለ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ናብ ከተማ ማኒላ ዝግበር በረራ ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ኮይኑ ከምዝቐፀለ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ…